መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋር ዘመላልስ ምዃኑ ከየሕፈሮ፣ ሓበሬታ ሸሊኹ ምውፅኡ ኣቖጢዕዎ።

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዓለምለኻዊ ሕግታት ሲቪል ኣቬሽን ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ዝውንነን…