ኣብ ከተማ ዉቕሮን ከባቢኣን ብሰንኪ ጥምየት ልዕሊ 14 ህፃናት ከምዝሞቱ ተገሊፁ።

ኣብ ትግራይ ኮነ ተባሂሉ ብዝተፈጠረ ሰብ ሰራሕ ጥምየት ኣብ ልዕሊ ህፃናት ዝረአ ዘሎ ሕፅረት ምግብን ሰነ…