ሂትለር ኣብ ልዕሊ ኣይሁዳውያን ዝፈጸሞ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ይደግሞ’ሎ።

ዕለት 21 ወርሒ ሰነ 2013 ዓ/ም ኣብ መብዛሕቲኡ ከባቢታት ትግራይ ዝነብር ትግራዋይ ናይ ነፃነት ኣየር ዘተንፈሰላ…