ፈብሪካታት ዓለባ ኢትዮጵያ ብዘሎ ሕማቕ ኹነታት ምኽንያት ስርሖም ደው የብሉ ከምዘለዉ ተፈሊጡ።

እታ ብናህሪ ዝዓቢ ቁጠባ ዝነበራ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣንፈታ ቐይራ መንገዲ ቑልቁለት ስለዝሓዘት ብዙሓት ፋብሪካታት ስርሖም ደው…