32 ተሓከምቲ ሕፅበት ኩላሊት ብሰንኪ ሕፅረት መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ምሟቶም ሆስፒታል ዓይደር ኣፍሊጡ

እቶም ብህይወት ዝተረፉ ተሓከምቲ ብወገኖም ማሕበረሰብ ዓለም ህይወቶም ንምትራፍ ክበፅሐሎም ፀዊዖም ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ሓላፊ ሕክምና…