ኢትዮጵያ ዝተለቀሐቶ ዕዳ ናይ ምምላስ ዓቕማ ናብ ደረጃ CCC+ ከምዝወረደ ሓደ ኣብ ገንዘባዊ ጽንዓትን ትንታነን ኣድሂቡ ዝሰርሕ ዓለም ለኻዊ ትካል ኣፍሊጡ።

እቲ ደረጃ “CCC+” ኣዝዩ ልዑል ሓደጋ ዘለዎም ቦንድን ኢንቨስትመንትን ዝውክእል እንትኸውን ናይታ ሃገር ዕዳ ናይ ምምላስ…