2013 ዓ/ም፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ስምብራት ገዲፋ መንቅሒ ደወል ዝኣወጀት ዓመተ ‘እሾኽ መርገም’።

ዓመተ 2012 ክዛዘም መዓልትታት እንትተርፎ ትግራይ ክልላዊ መረፃ ኣካይዳ።ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ነቲ ትግራይ እተካይዶ መረፃ…