መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ዝወስዱ መገድታት ዓጽዩ ህዝቢ ትግራይ ንከቢድ ሓደጋ ጥምየት ከምዘቃልዐ ሞዴል መዓርግ ታረቀ ገሊጻ።

ኣብ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ ሽዱሽተ ሚሊዮን ዜጋታት ንሓደጋ ጥምየት ከምዝተቓልዑ ዝሓበረት ሞዴል መዓርግ እዚ…