ኣብይ ኣብቲ ባዕሉ ዝኣዎጆ ኲናት ተሳዒሩ እዩ መጻኢ ዕድል ኢትዮጲያ ግን ኣብ ቀራን መንገዲ ኣሎ ክብል “the elephant” ዝተብሃለ ገጽ ጸብጺቡ።

ብሰንኪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ዝኣወጆ ኲናት ኢትዮጲያ ኣዝያ ከምዝተዳከመትን፣ በሰላን ክፍፍልን ጥራሕ ከምዝሓደገላን ዝጸብጸበ the elephant…