ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምፅናት ዘርኢ ተጋሩ ትመርሖ ብምህላዋ ምሕደራ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ከምዘጣይሹ መራሕቲ ሃይማኖት ተዛሪቦም።

ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ሕገ-እግዚኣብሄርን ሕገ ደንቢ እታ ቤተክርስትያንን ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ…