ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ንጉዳይ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንውሳነ H.R.445 ከምዘመሓየሾ ገሊፁ።

እቲ ዝተመሓየሸ ውሳነ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈፀመ ኩሎም ቅልውላዋትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ብምኹናን ኣብዚ ኢድ ንዘለዎም ሓይልታት…