ዉድብ ፌደራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ “ኦፌኮ” ኣብቲ ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝቐረበ ጻዊዒት ሃገራዊ ዘተ ክሳተፍ እንተድኣ ኾይኑ እቲ ዘተ ብዘይሻራዊ ኣካል ክምራሕ ኣለዎ ክብል ቅድመ ኩነት ኣነጺሩ።

ብፕሮፌሰር መራራ ጉዲና ዝምራሕ ዉድብ ኦሮሞ ፌደራላዊ ኮንግረስ “ኦፌኮ” መንግስቲ ኢትዮጲያ ከካይዶ እየ ኢሉ ዝወሰኖ ሃገራዊ…