ኣኽሱማይት ራድዮን ኣኽሱማይት ኦንላይን ሚዲያን ይከታተሉ፣ ይሓግዙ

ህዝብና ተዓፅዩ ዩ ዝነብር ዘሎ። ኣብ ልዕሊ ጥሜትን ፃምእን ሓበሬታ ጀጋኑ ደቁ፣ ኣብ ውሽጥን ወፃእን ዘለው ቤተሰቡ፣ መፃኢ ዕድሉ ከመይ ይውስን ወዘተ ርድኢቱ ከስፍሐሉ ዝኽእል ኣማራፂ ሚድያ የብሉን።

ነዚ ንምቕራፍ ኣክሱማይት መዓልታዊ መደብ ሬድዩ ካብ ዝጅምር ቅንይንይ ኢሉ ኣሎ። ሳላኹም ኣብዚ ዝበፅሐ ኣክሱማይት ሚድያ ሐዚ ውን ሓገዝኩም ኣዝዩ የድልዮ ኣሎ።

ክሳብ ሎሚ ንዝገበርኩምልና ድጋፍ ዕዙዝ ምስጋናና እንዳገለፅና ቀፃሊ ሓገዝኩም ኣይፈለየና ክንብል ንፎቱ። ብውልቀ እትኽእልዎ ኣብዚ GoFundMe ብምእታው እጃምኩም ክተወፍዩ ብኽብሪ ንሓትት። ኣብ ዩቱዩብ ኣኽሱማይት ሚዲያ ኣብ ዘሎ ናይ ኣባልነት ቅጥዒ መሊእኹም እውን ወርሓዊ ክፍሊት ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ ኬንያ ብገንዘብ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ Axumite Media Ltd. Paybill Number: 516600, Account number: 0230715627001
or Diamond Trust Bank, Axumite Media Ltd KES Bank Account Number: 0715627001

ኣብዚ ሚድያ ፈሰስ ብምግባር ኣካል ሰብ ዋና እቲ ሚዲያ ክትኮኑ ትደልዩ ሰብ ሃፍቲ እውን ሓንጎፋይ ኢልና ከምእንቕበለኩም ክንገልፅ ንፈቱ።