ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ”ገበን ጆኖሳይድ ደው ኢሉ ፍትሒ ክረጋገፅን ተሓታትነት ክህሉን ዝገብር ብምዃኑ” ንድግፎ ክብል መግለፂ ህወሓት ኣፍሊጡ። ”ብሽም ህወሓት ዝተላእኸ” ከምዘየለን ”ተዋጋእቲ ህወሓት” ዝብል ስሕተት ምዃኑ፣ መአረምታ ድማ ክግበረሉ ‘ውን እቲ ውድብ ፀዊዑ።