ሰራዊት ትግራይ ከተማታት ሃይቅን ቢስቲማን ከምዝተቆፃፀረ ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ገሊፁ።

ወተሃደራዊ ኮማንድ ፖስት፡ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ትማሊ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት…

ህዝቢ፡ ካብ ዓቕሊ ፅበት ደብዳብ ነፈርቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር፡ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።

ፋሽሽታውያን ሓይልታት ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንኣዋሪሕ ተዳልዮም ዘካየድዎ ተደጋጋሚ ፈተነታት፡ ምሉእ ብምሉእ ዘምከነ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰራዊትና…