2013 ዓ/ም፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ስምብራት ገዲፋ መንቅሒ ደወል ዝኣወጀት ዓመተ ‘እሾኽ መርገም’።

ዓመተ 2012 ክዛዘም መዓልትታት እንትተርፎ ትግራይ ክልላዊ መረፃ ኣካይዳ።ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ነቲ ትግራይ እተካይዶ መረፃ…

መልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት ፕሬዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶ/ር)

• ዝኸበርካ ኣብ ውሽጢ ዓድን ዝተፈለለዩ ሃገራት ትነብር ህዝቢ ትግራይ !!• ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ነባራት ኣመራርሓ!!• ዝኸበርካ…