ትካል ስደተኛታት ኖርወይ ብውሳነ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝሓዘነ ገሊጹ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ትካል ስደተኛታት ኖርወይ ኣንቢርዎ ዝፀንሐ እገዳ ንተወሰኽቲ ክልተ ኣዋርሕ ከምዘናወሖ ኣፍሊጡ።…