ኣብ ደቡብ ትግራይ ብዘጋጠመ ደብዳብ ድሮን ህይወት ሰለማውያን ሰባት ከምዝጠፍአ ተሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ትግራይ ከተማ መኾኒ ብዘካዬዶ ናይ ድሮን ጨፍጫፍ ህይወት ሰባት ጠፊኡ። እብቲ ንልዕሊ…

ኣሜሪካ፡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበረቶ እገዳ ናፃ ቀረፅ ዕዳጋ (ኣጎዋ) ብምኽንያት ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከምዝኾነ ገሊፃ።

ኣሜሪካ ብርክት ንዝበላ ሃገራት ኣፍሪካ ፍርያተን ናብ ዕዳጋ ኣሜሪካ ብዘይቀረፅ ንከእትዋ ዕድል ዝህብ ብሽም ኣገዋ ካብ…

ኣንፃር ሚድያን ጋዜጠኛታትን ዝተልዓለ ስርዓት

ጋዜጠኛ ዶይቼ ቬለ ጄምስ ጄፍሪ ኣብ ኣዲስ አበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተዛዊሩ ጋዜጠኛታት ብምዝርራብ ብዘዓባ ናፅነት…

ምኽንያቱ ዘይነፀረ ምምላስ ሰራዊት ትግራይን ምዕባለታት ኲናትን

ሰራዊት ትግራይ ንልዕሊ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቖፃፂርዎ ካብ ዝነበረ ከባብታት ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ኣንሳሒቡ ናብ ዶባት ትግራይ…

ኣብ 2022 ኣቆፃፅራ ኣውሮጳውያን 22 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝጠልቡ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ኢትዮጵያ ኣብ ዝመፅእ ሓደ ዓመት ዘድልያ መጣን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝውስኽን እዚ ድማ ብምኽንያት እቲ ዘሎ ኲናት፣…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራት ተጋሩ፡ ብመንግስቲ ትግራይ ዝወፀ ፃውዒት ሰላም ከምዝድግፍ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓቢሩ።

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ተጋሩ ልዕሊ 3500 ምሁራትን ሰብ ሞያን ዘለዉዎ ማሕበር እንትኾን እቲ ዝካዬድ ዘሎ ኲናት…

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ፡ ካብ ኩሉ ከባቢታት ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ምውፅኡ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፁ።

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ካብቲ ን ኣዋርሕ ተቖፃፂሮምዎ ዝነበሩ ከባብታት ኣምሓራን ዓፋርን ከምዝወፁ ተገሊፁ። እቲ ውሳነ ንሰላማዊ…

ኣሜሪካ፡ ኣብ ትግራይ ዝበፅሕ ዘሎ መቕተልትን ጅምላዊ ማእሰርትን ኣዝዩ ዘሻቕል እዩ ክትብል ገሊፃ።

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍፀም ዘሎ መቕተልቲ፣ ምስጓግ ዜጋታትን ጅምላዊ ማእሰርትን ኣዝዩ ዘሻቕል እዩ ክትብል ገሊፃ።…

ኣብ ትግራይ ኣብ ብዙሓት ቦታታት ጅምላዊ ጨፍጫፋት ተኻይዱ

ትካላት ሲቪል ማሕበራት ትግራይን ማሕበረስብ ዩኒቨርሲቲ መቐለን፣ ስቃይ ትግራይ ማሕበረሰብ ዓለም ቆላሕታ ሂቡ መፍትሒ ንከቐምጥ ዝፅዉዕ…

ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናቆልቆለ ይኸይድ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ።

ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ቁልውላው ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናገደደደ ይኸይድ ከምዘሎ ዝፍልጠ ውድብ ሕብራት ሃገራት…

ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ብምልሻን ፋኖን ኣምሓራ ከቢድ ስርቂን ዘረፋን ከምዝተፈጸመለን ነበርቲ ሓቢሮም።

ሰራዊት ትግራይ ኣብ ቀረባ ዝገበሮ ምትዕርራይ ሲዒቡ ኣብ ኢድ ፍሉይ ሓይሊን ምልሻን ኣምሓራ ዝወደቃ ከተማታት ደሴን…

ፌስቡክ; ኣብ ኢትዮጵያ ተጻቦኦታት ክጎሃሃርን ዝነበሮ ግደ ብዝምልከት ዘይሻራዊ ጽንዓት ከካይድ  ነዚ ተባሂሉ ዝተጣየሸ ናይ ክትትል ቦርድ ጸዊዑ።

እቲ ቦርድ ስጉምቲ ኣልቦ ተግባር ፌስቡክ ብግልጺ ከምዘሎ ዝሓበረ እንትኸውን ፌስቡክን ኢንስታግራምን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ…

ቱርኪ፣ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬትስን ቻይናን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝገብረኦ ሓገዝ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

ኣብ ዝተፈላለያ ስቴታት ኣሜሪካ ዝርከቡ ተጋሩን ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ኣንፃር ሃገራት ቱርኪ፣ ሕቡራት ዓረብ ኤሜሬትስን…

ሓይልታት ትግራይ ንንከተማ ላሊበላ ተቖፃፂሮም።

ሓይልታት ትግራይ ን ታሪካዊት ከተማ ላሊበላ ሙሉእ ንሙሉእ ተቒፃፂሮም። ሓደ ምስክር ዓይኒ ትማሊ ንማዕኸን ዜና ሮይተርስ…

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ነቲ ቃልሲ ንድሕሪት ዝመልስ ሓይሊ የለን ኢሉ።

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ንዘመናት ዝተቃለሰሉ ዓርሰ ምሕደራ ብሪፈረንደም ንምግሃድ ኣብ ወሳኒ ምዕራፍ…

ዓለም ለኻዊ ትካል OCHA ሰራሕተኛታትን ሓገዝትን ሰብኣዊ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ዘድልዮም ከባብታትክኣቱ ኣይከኣልኩን ኢሉ።

ዓለም ለኻዊ ትካል OCHA ብምኽንያት እቲ ዂናት ጉድኣት በፂሕወን እዩ ዝበለን ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ሓገዝ…

ትግራዋይ ኣትሌት ኣማን ፔጥሮስ ኣብ ዝተዓወተሉ ቅድድም ማራቶን ኣእዳዉ ብምጥማር ንስርዓት ኢትዮጵያ ተቓውምኡ ኣስሚዑ።

ትግራዋይ ኣትሌት ኣማን ፔጥሮስ ቕድሚ ሕዚ ኣብ ኢዱ ዝፀንሐ ናይ ሃገረ ጀርመን ማራቶን ሪከርድ (2:07:18 ማይክሮ…

ሰራዊት ትግራይ ዝገበሮ ለውጢ ቦታ ንቐፀልቲ ወፍርታት ብዝጥዕም ከምዝኾነ ፕሬዝደንት መንግስቲ ትግራይ ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፁ።

ፕሬዝደንት ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፡ ቀልዲ ዕላማ ቃልስና ፀላእትና ሙሉእ ብሙሉእ ምድምሳስ ወይድማ ተገዲዶም ናብ…

ጸጸኒሖም ከም ነታጕ ዝፍንጀሩ ግጉያት ተረኻት ንህዝቢ ትግራይ የድምይዋ’ለዉ።

እቲ ቅሉዕ ኲናት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ካብ ዝእወጅ ጀሚሩ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፡ “ህወሓት ን እዚ ሰሜን…

ትካል ስደተኛታት ኖርወይ ብውሳነ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝሓዘነ ገሊጹ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ትካል ስደተኛታት ኖርወይ ኣንቢርዎ ዝፀንሐ እገዳ ንተወሰኽቲ ክልተ ኣዋርሕ ከምዘናወሖ ኣፍሊጡ።…