ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተመዛበልቲ ዘካየዶ ደብዳብ ኣንፃር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘቕነዐ ከምዝኾነ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ትግራይ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሙሉጌታ ደባልቀው መንግስቲ ትግራይ ዝኣወጆ መዓልቲ ሓዘን ኣመልኪቱ ንኣክሱማይት ሚድያ ኣብ ዝሃብዎ…