ሰብኣዊ ሓገዝ ንምሕላፍ ዝተገበረ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ብዘይምትግባሩ ህይወቶም ንምውሓስ ተስፋ ከምዝሰኣኑ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ተዛሪቦም።  

ብሰንኪ ፖሊሲ ምፅናት ዘርኢ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሕሱም ጥሜትን ሞትን ዝተቓለዐ ህዝቢ ንምውሓስ ማሕበረሰብ ዓለም ግብራዊ ስጉምቲ…