ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ነጋዶ ዝበፅሕ ዘሎ ኣብ መንነት ዝተደረኸ ፅንታ ከምዘተሓሳሰቦ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያን መዳርግቱን ኣንፃር ትግራይ ዝወልዕዎ ወራር ሃፍቲ ትግራይ ብስርዓታዊን ትሉምን ሜላ ምብራሶም ዝሓበረ ቤት ምኽሪ…