ኣብ ኣዲስ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ እንትኽበር ተሳተፍቲ፡ ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘቕነዐ ሓያል ተቓዉሞ ኣስሚዖም።

በዓል ኢሬቻ 2014 ዓ/ም ኣብ ጎደናታት ፊንፊኔ እንትኽበር ብኣሸሓት ዝቑፀሩ ተወልድቲ ብሄረ ኦሮሞ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ…