ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ካብ ዩኒቨርስቲ ኢደንበርግ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ተበርኪቱሎም።

ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ፡ ብባንዴራ ትግራይ ዝወቀበ ጋቦን መመረቒ ክዳን ብምልባስ ኣብቲ መድረኽ ብምርካቦም ነቲ ስነስርዓት ምርቓ ፉሉይ ድምቀት ከምዝሃቦ ተገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ፡ ብባንዴራ ትግራይ ዝወቀበ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ካብ ዩኒቨርስቲ ኢደንበርግ ተበርኪቱሎም።

ዶክተር ቴድሮስ ዝተበርከተሎም ናይ ክብሪ ዶክትሬት ኣብ ዓውደ ጥዕና የበርክትዎ ንዘለው ልዑል ግደ ምዃኑ ዩኒቨርስቲ ኢደንበርግ ዕላዊ ገይሩ ኣሎ።

እቲ ሽልማት ብባንዴራ ትግራይ ዝወቀበ ምዃኑ ከኣ እቲ ዩኒቨርሲቲ ንሃገርነት ትግራይ ዘለዎ ድጋፍ ገሊጹ ኣሎ።

ብባንድራ ሃገሮም ትግራይ ዝወቀቡ ዋና ዳይረክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ብግዲኦም ነዚ ማዕረግ ብምሕራየይ ክብሪ ይሰመዐኒ ብምባል ዝሓሸት ዓለም ንምፍጣር ንረባረብ ብምባል መልእኽቶም ኣሕሊፎም።

ዩኒቨርስቲ ኢደንበርግ ኣብ ዓለም ካብ ዘለው ብሉፃትን ዓበይቲን ዩኒቨርስታት ሓደ ምዃኑ ፀብፃባት የመላኽቱ።