ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ስርዓት ኢትዮጵያን መላፍንቱን ዘየዳግም ጭቡጥ ስጉምቲ ክወስድ መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።

ህዝብን መንግስትን ትግራይ ንዝሓለፈ ሰለስተ ዓመትን ፈረቓን ኣብዚ ሃገር ዝተፈጠረ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ መሰረታዊ መፍትሒኡ ዝርከብ ብፖለቲካን…

እቲ “ምስ ራዕዳዊ ጉጅለ እንተተዛትየ ክሳደይ ንኻራ” ክብል ዝፀንሐ ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ምስ መንግስቲ ትግራይ ንምዝታይ ሰለስተ ቅድመ ኩነት ኣቐሚጡ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ብመንገዲ እቶም ጀነራላቱ ኣቢሉ “ሓደ ጋንታ የብሎምን፣ ኣብ ሸሞንተ ማእከል መሰልጠኒ ዝነበረ ሓይሎም ደምሲስናዮ፣…

ካብ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ

ቅድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን ቀዳማይ ደርጊ 15 ሰነ 1980 ዓ/ም ኣብ ሓውዜን ዕዳጋ ዝፈፀሞ ደብዳብ ነፋሪት…