ህዝቢ ትግራይ ሕሉፍ ዓወታት ብምዕቃብ ህልው ዓቕምታት ብምውዳብ ንዘላቒ ዓወት ክሰርሕ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝተኣወጀ ኲናት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከቢድ ዓፀቦን ምፍንቓልን ኣብ ደገ ዲፕሎማሲያዊ ቃልሲ…

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ [ባይቶና] ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝግበር ዘሎ ጅምላዊ ማእሰርትን ስቓይን ጠጠው ክብል ፀዊዑ።

ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍፀም ዘሎ ጅምላዊ ማእሰርትን መጥቃዕትን ኣካል ምፅናት ተጋሩ ምዃኑ ዝሓበረ…