ህፃናት ከተማ መቐለ ምግቢ ስኢንና ክብሉ ኣብ ኣፍ ደገ ቤት ፅሕፈት ሑቡራት ሃገራት ሰልፊ ተቛውሞ ኣካይዶም

ኣብ ከተማ መቐለ ህፃዉንቲ መላእ ትግራይ፡ ኣብ ሓደጋ ጥምየት ወዲቓ ከምዘላ ብምግላፅ ማሕበረሰብ ዓለም ብህፁፅ ይብፀሐልና…

ሃይማኖትን ሕብረተሰባዊ ልማዳትን ዝትግበሩ ህይወት እንተቐንያ’ዩ እሞ እዋን ጥምየት ብኸመይ ክስገር ይከኣል?

ክረምቲ 1976 ዓ/ም ኣብ ትግራይን ወሎን ክራማት ፅቡቕ ብዘይምንባሩ እታ ናይ ሽዑ ኢትዮጱያ ኣተኣለልያ ሓደጋ (Disaster…