ብሰንኪ ጥሜት ስርሖም ከቋርፁ ከምዝተገደዱ ሰብሞያ ጥዕና ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ሓቢሮም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝኣወጆ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ዝቐፀለ ዕፅዋን ክባን ብሕሱም ጥሜት ስርሖም ከቋርፁ ከምዝተገደዱ…

ብመንግስታዊ ዕፅዋ 88 ተሓከምቲ ሰኣን መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ከምዝሞቱ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዘካይዶ ዘሎ ፅንተታዊ ዕፅዋን ክባን 88 ተሓከምቲ ሰኣን መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን…