ምሁራትን ፖለቲከኛታትን ኦሮምያ “ኦሮምያ ድሕሪ ውድቀት ብኣብይ ዝምራሕ ስርዓት ኢትዮጵያ እንታይ ክትመስል ኣለዋ” ኣብ ዝብል ርእሰ ዛዕባ ዘተ የካይዱ ኣለዉ።

ብርክት ዝበሉ ምሁራንን ፖለቲከኛታትን ኦሮሞ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ኮንፈረንስ ኣብ ምክያድ ይርከቡ።…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ፡ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓይልታት ምክልኻል ትግራይን ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ሰፋሕቲ ከባብታት ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮምያን ብምቁፅፃር…