ሰበር ዜና ዓወት!

ካብ 27 መስከረም ክሳብ 6 ጥቅምቲ 2014 ዓም ኣብ ዝወሰዶ ናይ ምክልኻልን ፀረ መጥቃዕትን በርቃዊ ስጉምትታትን ኣብ ኣርባዕቲኡ ግንባራት ልዕሊ 71,225 ሓይሊ ፀላኢ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ኮይኑ::

ኣብዞም ዓውደ ውግኣት፡

  • 33 ሽሕን
  • 983 ምውታት
  • 35 ሽሕን 878 ቁስላት
  • 1ሽሕን 364 ምሩኻት እንትኾኑ
  • 1 (122 ሚ ሜ) መድፍዕ
  • 3 ታንኪ
  • 2 ድሩዓት
  • 3 ዙ 23
  • ብ10ታት ዝቑፀሩ ኣውቶብሳትን ሪከቨርን
  • ልዕሊ 300 ብሬን
  • ልዕሊ 15ሽሕ ስናይፐርን ክላሽንን
  • 28 ጀነረተር
  • ልዕሊ 30 ዝተፈላለዩ ሬድዮ ርክባት
  • ብብዙሕ ኣሸሓት ዝግመት ጠያይትን ወተሃደራዊ ናውትን ኣብ ኢድ ሓየት ሰራዊት ትግራይ ኣትዩ ‘ሎ።

ትግራይ ትስዕር!
ወተሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ
8 ጥቅምቲ 2014 ዓም