ኣሜርካ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኢትዮጲያ ዝተኣሰሩ ተጋሩ ክፍትሑ ጸዊዓ።

ቤት ምክሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጲያ ካብ ጥቅምቲ 24 2014 ጀሚሩ ኣብ መላእ ኢትዮጲያ ኣንቢርዎ ዝነበረ ኣዋጅ…

ዋና ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተሸላሚ ፍሉይ ሰብኣዉነት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፍሉይ ሽልማት ሰብኣዉነት ወይ Special Ubuntu Award ብብርኪ ኣፍሪካ ኮነ ዓለም ብሉፅ ስራሕቲ ንዝዓመሙ ሰባት ብዘርኣይዎ…

ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ዴቪድ ሳተርፊልድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝኣተወ ተገሊጹ።

እቲ ኣምባሳደር ትማሊ 13 ለካቲት 2022 ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝኣተወ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ኣሜሪካ…

ዝተጀመረ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ብመስርሕ ናብ ዝተደገፈ ዘተ ሰላም ክዓቢ ማሕበረሰብ ዓለም ብትኹረት ክሰርሐሉ ማሕበር ምሁራን ዩኒቨርሲቲታት ትግራይ ፀዊዑ።

ኲናት ትግራይ ብሰላማዊ መፍትሒ ዕልባት ንምግባር ዝተጀመረ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ናብ ብመስርሕ ዝተደገፈ ልዝብ ሰላም ክዓቢ ማሕበረሰብ…

ሰንሰለት ቃልሲ ዓርሰምሕደራ ህዝቢ ትግራይ ብምፅናዕ ንውሕስና ትግራይ ምርብራብ ከምዘድሊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ገሊፁ።

ሰንሰለት ቃልሲ ዓርሰ-ምሕደራን ዓርሰ-ምርኮሳን ህዝቢ ትግራይ ብምፅናዕ ንዘላቒ ውሕስና ትግራይ ብፅንዓት ምርብራብ ከምዘድሊ ቢሮ ርክብ ህዝብን…

ኣብ ክልል ዓፋር ብዘሎ ህዉከት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምእታው ከምዝተፀገመ ሕብረት ኣውሮፓ ኣፍሊጡ።

ሕብረት ኣዉሮፓ ኣብ ዘዉፅኦ መፅናዕቲ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጲያ – ዓፋር በቢጊዚኡ ዝጋደድ ዘሎ ቅልዉላዉ ድሌት ሰብኣዊ…

ብሰንኪ ጥሜት ስርሖም ከቋርፁ ከምዝተገደዱ ሰብሞያ ጥዕና ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ሓቢሮም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝኣወጆ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ዝቐፀለ ዕፅዋን ክባን ብሕሱም ጥሜት ስርሖም ከቋርፁ ከምዝተገደዱ…

ሰራዊት ኤርትራ፣ ሓይልታት ኣምሓራን መላፍንቶምን ብዘይቅድመ ኩነት ካብ መሬት ትግራይ ክወፁ ከምዝግባእ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፁ።

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ብመስመር ስልኪ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕተት ከምዝበሎ ሰራዊት ኢትዮጲያን ተሓባበርቶምን ኣብ ልዕሊ…

ኣብ ትግራይ ብዝፈጠረ ሰብ ሰራሕ ጥምየት ንሓኻይም ከይተረፈ ኣብ ልመና ከምዘእተወ ተገሊፁ።

ሓደ ኣባል ተሓጋገዝቲ ሓካይም ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓይደር ንቢቢሲ ከምዝገለፆ ሓካይም እቲ ሆስፒታልን ነርስታትን ዝበልዕዎ ምግቢ ንምርካብ…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሰለጤንን ፅፈትን ከይዲ ሓደ ዳያስፖራ ንሓደ ስድራ ብምምሕያሽ ከምትሰርሕ ኣፍሊጣ።

ብፕሮጀክት ሓደ ዲያስፖራ ንሓደ ቤተሰብ ብመንግስታዊ ዕፅዋ ንሕሱም ጥሜት ዝተቓለዐ ህዝቢ ትግራይ ንምውሓስ ልዕሊ 160 ሚልዮን…

ኪኢላታት ሰራሕተኛ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጋሩ ከምዝጠፍኡ ተገሊፁ።

ኣጽዋርን ወተሃደራትን ብምጉዓዝ ኣብ ዓሌታዊ ምጽናት ትግራይ ዕዙዝ ተሳትፎ ዘለዎ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፤ ኣብ ውሽጡ…

ብሰንኪ ዕፅዋ ንሕሱም ጥሜት ዝተቓልዑ ወገናት ድጋፍ ተዋሂቡ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብቅሉዕ ወራር ዝጀመሮ ወፍሪ ጀኖሳይድ ብዕፅዋን ክባን ብምጥንኻር ህዝቢ ትግራይ ንከቢድ ማሕበረ-ቁጠባዊ ቅልውላው ኣቃሊዑ…

Tigray Genocide: Excerpt from a Survivor’s Diary

By Getu Mak “Never Again” or Again and Again “Genocide has occurred so often and so…

ሓዱሽ ፍሉይ ልኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዴቪድ ሳተርፊልድ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝገይሽ ተሓቢሩ።

ሓዱሽ ፍሉይ ልኡክ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዴቪድ ሳተርፊልድን ሓጋዚት ጻሓፊት ጉዳያት ኣፍሪካ ሞሊ ፒ ጉዳይ…

ኣብ ቀረባ እዋን ቅልውላው ኲናት ትግራይ ንምህዳእ ቶኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ከምዝኽእል ወኪል ኣሜሪካ ኣብ ሑቡራት ሃገራት ገሊፃ።

ኣብዘን ሒደት ሰሙናት ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ክህሉ ከም ዝኽእል ፤ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሑቡራት ሃገራት…

ኣብ ከተማ መቐለ ዝፀንሑ 20 ሽሕ ተመዛበልቲ ናብ ቤቶም ይምልስ ከምዘሎ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ትግራይ ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝኣወጆ ዕፅዋን ክባን እቶም ተመዛበልቲ ንሞትን ሕሱም ጥሜትን ምቅልዖም ዝሓበረ ቢሮ…

ኣብ ትግራይ ብግዱድ ሕፅረት ምግቢ ክሕከሙ ካብዝፀንሑ ህፃናት ልዕሊ 1300 ከምዝሞቱ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ብግዱድ ሕፅረት ምግቢ ኣብ ትካላት ጥዕና ክሕከሙ ካብዝፀንሑ ህፃናት እቶም 1300 ከምዝሞቱ ቢሮ ሓለዋ…

ሕክምና ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብስእነት ናውቲ ሕክምናን መድሓኒትን ድሕሪ 10 መዓልቲ ከቋርፅ ከምዝግደድ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከካይዶ ዝፀንሐ ሕክምና ብስእነት ናውቲ ሕክምናን መድሓኒትን ድሕሪ 10 መዓልቲ ንኸቋርፅ…

ብቀዳማይ ዙር ወፍሪ ክታበት 145ሽሕን473 ህፃናት ከምዝተኸተቡ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ሓቢሩ።

መተሓባበሪ ክንክን ኣዴታትን ህፃናትን ኣይተ ገብረሃወርያ ገብረክርስቶስ ብሰንኪ ኲናት ንልዕሊ ሓደ ዓመት ከይተኸተቡ ዝፀንሑ ህፃናት ስለዝነበሩ…

ከተማ ዛላምበሳ ቀጠና ስግኣት ብምዃና ኩነታት ስድረአን ከምዘሻቐለን ካብታ ከተማ ዝተመዛበላ ደቂ-ኣነስትዮ ተዛሪበን።

ብሰራዊት ኤርትራ፣ ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ሰራዊት ኢትዮጵያን ብኣማኢት ዝቑፀሩ ተቐማጦ ዛላምበሳ ብምቕንፃል ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተጀመረ…