“ከም ህዝቢ ኢኹም ተረጊምኩም”- ስቓይ ተጋሩ ቤት ማእሰርቲ ሃይቅ

ኣብ መዕቆቢ ሃይቅ ዝርከቡ ተፈናቐልቲ ትግራይ ኣብ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ኩነታት ከምዝርከቡ ንያበለ ሚዲያ ገሊፆም። ነቲ ኣብ…

“ከም ህዝቢ ኢኹም ተረጊምኩም”- ጭላስፍ ዛንታ ስቓይ ተጋሩ ቤት ማእሰርቲ ሃይቅ

ኣብ ”መዕቆቢ” ሃይቅ ዝርከቡ ተፈናቐልቲ ትግራይ ኣብ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ኩነታት ከምዝርከቡ ንያበለ ሚዲያ ገሊፆም። ነቲ ኣብ…

ሕቡራት ሃገራት ብሳልሳይ ወገን ተፈፃሚ ዝኸውን ፕሮጀክት ምሕዋይ ትግራይ ምስ መንግስቲ ፌዴራል ተፈራሪሙ።

ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ፌደራል ብባንኪ ዓለም ተመዊሉ ኣብ ፕሮጀክት ሕውየት ትግራይ ንኽውዕል ዝተመደበ 300 ሚልዮን…

ኲናት ትግራይን ፣ ሃለዋቶም ዘከራኽር ዘሎ ወተሃደራት ሶማልን!

እቲ 4 ጥቅምቲ 2020 ጀሚሩ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዝቐፀለ ኣዕናዊ ኩናት ትግራይ ኣብ ብርኪ ምቁራፅ ተፃብኦታት…

ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኹናት ዘርኢ ምፅናት ኣብዚ ኹሉ ኸበባን ዕፅዋን ኮይኑ ከመይ ቀልቢ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ?

ኣብ ትግራይ ንዝበፅሐ የዕናዊ ኹናት ዘርኢ ምፅናት ንምዝንታውን ንምፅብፃብን ግደ ምስልታት ሳትላይት ዕውት ተራ ተፃዊቱ እዩ።…