ኣብ ትግራይ፡ ቁጽሪ ብከቢድ ሕፅረት ምግቢ ዝተጠቕዑ ህፃናት ብ600 ሚእታዊ ከምዝወሰኹ ተገሊፁ።

ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድን መሻርኽቱን ሃፍቲ ትግራይ ብምብራሶምን ድሒሩ እውን ኩለመዳይ ዕፅዋ ስዒቡ መጠን ብከቢድ ሕፅረት ምግቢ…

ህፃናት ከተማ መቐለ ምግቢ ስኢንና ክብሉ ኣብ ኣፍ ደገ ቤት ፅሕፈት ሑቡራት ሃገራት ሰልፊ ተቛውሞ ኣካይዶም

ኣብ ከተማ መቐለ ህፃዉንቲ መላእ ትግራይ፡ ኣብ ሓደጋ ጥምየት ወዲቓ ከምዘላ ብምግላፅ ማሕበረሰብ ዓለም ብህፁፅ ይብፀሐልና…