ብሰንኪ ዕፅዋን ክባን ኩነታት ጥምየት ኣብ ትግራይ ኣብ ዝኸፈአ ብርኪ ከም ዝርከብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

ንዝሓለፉ ልዕሊ 8 ኣዋርሕ ዝኣተወ ቐረብ ኣፋውስን ካልኦት ሰብኣዊ ሓገዝን የለን ዝበለ ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ…

ኣብ ትግራይ ብግዱድ ሕፅረት ምግቢ ክሕከሙ ካብዝፀንሑ ህፃናት ልዕሊ 1300 ከምዝሞቱ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ብግዱድ ሕፅረት ምግቢ ኣብ ትካላት ጥዕና ክሕከሙ ካብዝፀንሑ ህፃናት እቶም 1300 ከምዝሞቱ ቢሮ ሓለዋ…

ሕክምና ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብስእነት ናውቲ ሕክምናን መድሓኒትን ድሕሪ 10 መዓልቲ ከቋርፅ ከምዝግደድ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከካይዶ ዝፀንሐ ሕክምና ብስእነት ናውቲ ሕክምናን መድሓኒትን ድሕሪ 10 መዓልቲ ንኸቋርፅ…