ብርክት ዝበላ ዓለም ለኻዉያን ትካላት ብምኽንያት ቅልዉላዉ ኢትዮጲያ ካብ ኣዲስኣበባ ናብ ኬንያ ናይሮቢ ይቕይራ ምህላወን ተገሊፁ።

ብምኽንያት ዘይቅርዑይ ምሕደራ ስርዓት ኢትዮጲያ፡ እታ ሃገር ኣይካብ ቁጠባ፣ ዲፕሎማሲ፣ሰላምን ምርግጋዕን ዞርሞ ዘርሞ ኮይና ምህላዋ ይፍለጥ።…

ኬንያ በኢትዮጵያ እየተካሄደ የሚገኘውን ጦርነት ወደሃገሯ ሳይስፋፋ ለመግታት የሚያስችል ምክክር ከሃገሪቱ የፖሊስ መኮንኖች ጋር አካሄደች።

ላለፈው አንድ አመት ሲካሄድ የቆየው የትግራይ ጦርነት ከወራት በፊት ወደ መዲናይቱ አዲስ አበባ በቅርብ ርቀት ላይ…

ሳፋሪ ኮም፡ ኣብ ኢትዮጲያ ብዘሎ ዕግርግርን ህዉከትን ሰራሕተኛታቱ ካብ ኢትዮጲያ ከምዘዉፀአ ተፈሊጡ።

ኩናት ብዝወለዶ ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎ ህዉከትን ዕግርግርን ሙሉእ ግልጋሎቱ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ንምጅማር ትልሚ ሒዙ ዝንቀሳቐስ…

ኬንያ፡ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶብ ምሉእ ብምሉእ ከምዝዓፀወቶ ኣፍሊጣ።

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናት ስዒቡ ኬንያ እቲ ቅልውላው ዘስዓቦ ዋሕዚ ስደተኛ ክህሉ ይኽእል እዩ ብምባል ምስ…