ኣብ ትግራይ ንከቢድ ሕፅረት ምግቢ ካብ ዝተቓልዓ 78 ሚእታዊ ጥኑሳትን መጥበውትን ኣዴታት እትን 100 ከምዝሞታ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

ስርዓት ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዘንበሮ ዕፅዋ ስዒቡ ንከቢድ ሕፅረት ምግቢ ካብ ዝተቓልዓ 78 ሚእታዊ ነፍሰፁርን መጥበውትን…

ኣብ ትግራይ ብስእነት መድሓኒት ምስ ወሊድ ተዛሚዱ ብኣሸሓት ኣዴታት ይሞታ ምህላወን ተገሊፁ።

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዘካየደ ዕፅዋ ዝተማለአ ሕክምና ኣዴታት ትግራይ ሓዱሽ ዕሸል ናብዚ ምድሪ ንምምፃእ…