ትግራይ ንምብራስ ዝግበር ሃቐነ ወለዶ ብምህናፅ ንምምካት ዝካየድ ምትእኽኻብ ናውቲ ትምህርቲ ሓደ ሰብ ንሓደ ተምሃራይ ኩሉ ትግራዋይ እጃሙ ከበርክት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፀዊዓ።

ትግራይ ብኲናትን ዕፅዋን ንምብራስ ዝግበር ሃቐነ ልፍንታውያን ወረርቲ ሓይልታት ወለዶ ብትምህርቲ ብምህናፅ ንምምካት ምንቅስቓስ ምትእኽኻብ ናውቲ…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሰለጤንን ፅፈትን ከይዲ ሓደ ዳያስፖራ ንሓደ ስድራ ብምምሕያሽ ከምትሰርሕ ኣፍሊጣ።

ብፕሮጀክት ሓደ ዲያስፖራ ንሓደ ቤተሰብ ብመንግስታዊ ዕፅዋ ንሕሱም ጥሜት ዝተቓለዐ ህዝቢ ትግራይ ንምውሓስ ልዕሊ 160 ሚልዮን…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብሰንኪ ክባን ዕፅዋን ዝተፈጠረ ቅልውላው ንምቅላል ዝጀመረቶ መስርሕ ሓደ ዲያስፖራ ንሓደ ስድራ ብኦንላይን ከምዘመሓየሸቶ ኣፍሊጣ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፍፅሞ ዘሎ ስልታዊን ስርዓታዊን ምፅናት ዘርኢ መጠን ብማሕበረ-ኢኮነሚያዊ ቅልውላው ንሞት ዝተቓለዐ…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምሕያል መፃሕፍቲ ኣበርኪታ።

ኣብ መሰረተ-ልምዓት ትምህርቲ ዝበፀሐ ዕንወትን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተነበረ ዕፅዋ ስዒቡ ዝተፈጠረ ምድቃቕ ኢኮነሚን ማሕበር ልምዓት ትግራይ…