ህዝብታት ትግራይን ዓፋርን ብምድማይ ዕድመ ስልጣኖም ከናውሑ ዝደልዩ ሓይልታት ከምዘይሰምረሎም ኣባላት ሰራዊት ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ገሊፆም።

ታሪኻዊ ፀላኢ ህዝቢ ዓፋር ብልፅግናን ስዓብቱን እምበር ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ከምዘይኮነ ዝሓበሩ እቶም ኣባላት ሰራዊት፣ ህዝቢ…

ህዝቢ ዓፋር ብመስዋእትነቱ ዘረጋገፆ ዓርሰ-ምሕደራ ብምጭዋዩ ምስ ሰራዊት ትግራይ ተዋዲዱ ህልውንኡ ከውሕስ ሓይልታት ፌደራሊስት ዓፋር ፀዊዑ።

ህዝቢ ዓፋር ብመስዋእትነቱ ዘረጋገፆ ዓርሰ-ምሕደራ ብምልካዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምጭዋዩ ምስ ሰራዊት ትግራይ ተዋዲዱ ህልውንኡ ከውሕስ ሓይልታት…

መራሒ ሱልጣኔት ቢዱ ዓፋር፡ ሱልጣን ሻሚ መሓመድ ህዝቢ ዓፋር ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጵያ ክቃለስ ይግባእ ኢሉ።

መራሒ እቲ ኣብ መሬት ኤርትራን ኢትዮጵን ብስፍሓት ተዘርጊሑ ዝርከብ ዓሌት ዓፋር ሱልጣኔት ቢዱ ዓፋር፡ ሱልጣን ሻሚ…

መንግስቲ ትግራይ፡ ካብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ንኽወፅእ ዝቐረበሉ ፃዊዒት ነፂጉዎ።

ሓይልታት ምኽልካል ትግራይ ግስጋሱኡ ደው ብምባል  ካብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ክወጽእ ብመንግስቲ  ኣሜርካ ዝቀረበ ጻዊዒት መንግስቲ…