Ironic Internet Governance Forum in Where the People of Tigray are Totally Disconnected for years!

By: Rosanna Fanna, Degital Policy Researcher I am at IGF2022 in Ethiopia, where the northern Tigray region is…

The barbaric and brutal Eritrean army continues committing horrific atrocities in Tigray.

The brutal army of dictator Isaias Afeworki continues committing horrific atrocities in Tigray, stated the Government…

Lucy Kassa won another award for her investigative work

Lucy Kassa, a freelance investigative journalist, has won the Magnitsky Human Rights Awards for exposing atrocities…

እቲ “ዝተፈረመ ናይ ሰላም ስምምዕነት ህዝብና ሒዝዎም ዝተልዓሉ ኣውራ ዕላማታት ኣብ ግምት ዘየእተወ ጥራይ እንተይኮነስ ብኣንፃሩ ኮይኑ ተረኺቡ ኣሎ” -መግለፂ ሳወት

“ስምምዕ ሰላም” ብዝምልከት ብውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ክልተ…

”ውዕሊ ፕሪቶሪያ፡ ስምምዕ ሰላም ዶስ ፍርዲ ባዕዳዊ መግዛእቲ?” -መግለፂ ባይቶና

ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ታሪኻውያን ፀላእትና ንዓመታት ዝተጸበይዎ ሕልሞምን ባህጎምን ንምስኻዕ ሙሉእ ዓቕሞም ኣኪቦም፤ ግዳማውያንን ውሽጣውን መላፍንቲ…

”ብድምፂ ህዝቢ ትግራይ ዝተመረፀ መንግስቲ ትግራይ ክቕየር፥ ክፈርስ ዝኽእል ብህዝቢ ትግራይ እምበር ብስምምዕነት ተፃብኦ ደው ምባል ስለዘይኮነ እዚ’ውን ክወፅእ ዘለዎ እዩ” መግለፂ ቅዋም ‘መንግስቲ ትግራይ’

(ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መገለፂ ከምዚ ዝስዕብ ይንበብ) ትሕዝቶን ኣተገባብራን ሰነድ ስምምዕነት ዘተ ብዝምልከት፣ መግለፂ ቅዋም መንግስቲ…

”Ethiopia – Tigray Peace Talks need to urgently enact the immediate, verified, & permanent withdrawal of invading Eritrean forces”-GSTS

What do “Concurrently”, “Will”, “from the region”, and ” Withdrawal” mean in the agreement?

What does “concurrently” mean within the context of sub-article 2.1 (d) of article 2 of the…

Declaration of the senior commanders on the modalities for the agreement’s implementation for lasting peace. (Full text)

ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ”ገበን ጆኖሳይድ ደው ኢሉ ፍትሒ ክረጋገፅን ተሓታትነት ክህሉን ዝገብር ብምዃኑ” ንድግፎ ክብል መግለፂ ህወሓት ኣፍሊጡ። ”ብሽም ህወሓት ዝተላእኸ” ከምዘየለን ”ተዋጋእቲ ህወሓት” ዝብል ስሕተት ምዃኑ፣ መአረምታ ድማ ክግበረሉ ‘ውን እቲ ውድብ ፀዊዑ።

ሰብኣዊ ረዲኤት ዝኣትወሉ ወታደራዊ ስምምዕ ሰነድ ተፈሪሙ

ኣብ ፕሪቶሪያ፣ ደቡብ ኣፍሪካ ብዝተገብረ ስምምዕ ሰላም መሰረት ሎሚ ኣብ ናይሮቢ፣ ኬኒያ ሓለፍቲ ክልቲኡ ሰራዊት ዝኾኑ…

”መሪር መስዋእቲ ዝተኸፈሎ ዕላማ ህዝባዊ ቃልስና ብሻላማላ ኣይኽበስን!” እዋናዊ መርገፂ ውናት

ዝኸበርካ ጅግና ተቓላሳይ ህዝብና፦ ታሪኻውያን ፀላእትና ደይመደይ ኢሎም፤ ቅድመ ምድላው ገይሮም፤ ከም ብሄር ከፅንቱና ዝወልዕዎ ኲናት…

GSTS strongly opposes several provisions of the CoHA and welcomes Peace Talks in its recent position statement (read full text).

Cessation of Hostilities Agreement between the Government of the Federal Democratic Republic of Ethiopia and TPLF (full text).