ፕረዚደንት ኢሳይያስ “እኩባት ኣህባይ ” ኢሉ ክገልፆም ምስ ዝፀንሐ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣኼባ ንምስታፍ ልኡኽ ሰዲዱ።

መንግስቲ ኤርትራ፡ ድሕሪ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ዝወሰደጨ ግዜ፡ ንመጀመርታ እዋን ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ልኡኽ ከሳትፍ…

ሰራዊት ኤርትራ፣ ሓይልታት ኣምሓራን መላፍንቶምን ብዘይቅድመ ኩነት ካብ መሬት ትግራይ ክወፁ ከምዝግባእ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፁ።

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ብመስመር ስልኪ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕተት ከምዝበሎ ሰራዊት ኢትዮጲያን ተሓባበርቶምን ኣብ ልዕሊ…

ሓይልታት ምኽልኻል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተወደበ ሓይሊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ሓቢሩ።

ሓይልታት ምኽልኻል ትግራይ ንሰላም ዕድል ንምሃብ ካብ ተቆጻጺርዎ ዝነበሩ ከባቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ሙሉእ ንሙሉእ ዝለቐቐ ዋላ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ 23 መምህራን ብወተሃደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምዝተቐተሉ ተገሊጹ።

ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ 23 መምህራን ብሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብግፍዒ ተቐቲሎም። ካብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ…