ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ምፅናት ዘርኢ ትግራይ ዝለዓለ ኢድ ዝነበራ ዓረብ ኤምሬትስ ዳግማይ ናብ ኲናት ትግራይ ከምዝተፀምበረት ማዕኸን ዜና ሓቢረን።

ስራሕቲ ቻይና ዝኾና ዊንግ ሎንግ ዝበሃላ ሰብ-ኣልባ ነፈርቲ ውግእ ኤሜሬትስ ካብ እተምሓድሮ ወደብ ዓሰብ እንዳተልዓላ ብተደጋጋሚ…

ሰብኣዊ ረድኤት ፂዒነን ክኣትዋ ካብ ዝግበአን 3 ሽሕ መኻይን እተን 157 ጥራሕ ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፁ።

ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ልዕሊ 6 ሰሙናት ንመጀመርታ ጊዜ ብሮቡዕ 22 ሕዳር 2014…

ካብ ወታሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ዝተዉሃበ መግለፂ

ኣብ ልዕሊ ደመኛታት ፀላእትና እነካይዶ ዘለና ቃልሲ ብኩሉ መዐቀኒ ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ተሰጋጊሩ ኣሎ። ክሳብ ሕዚ…

ኣብይ ኣብቲ ባዕሉ ዝኣዎጆ ኲናት ተሳዒሩ እዩ መጻኢ ዕድል ኢትዮጲያ ግን ኣብ ቀራን መንገዲ ኣሎ ክብል “the elephant” ዝተብሃለ ገጽ ጸብጺቡ።

ብሰንኪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ዝኣወጆ ኲናት ኢትዮጲያ ኣዝያ ከምዝተዳከመትን፣ በሰላን ክፍፍልን ጥራሕ ከምዝሓደገላን ዝጸብጸበ the elephant…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ሰራዊት ትግራይ ጾታዊ ዓመጽ ከምዝፈጸመ ብ Global and mail ዝቀረበ ጸብጻብ ብመረዳእታ ዘይተሓገዘን ስሩዕ ምርመራዊ ጸብጻብ ዘይተኸተለን ከምዝኮነ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ኣፍሊጡ።

እቲ ሰራዊት ትግራይ ብጾታዊ ዓመጽ ዝከስስ ጽሑፍ Global and mail ብሉሲ ካሳን ጆፌሪ ዮርክን ዝተጸሓፈ ብመረዳእታ…

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጲያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተወሃቦ ናይ ሰላም ሽልማት ኖቤል ክምጠል ኣለዎ ክብል፣ ነበር ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢንግሊዝ ጀርሚ ሃንት ሓቲቱ።

ነበር ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢንግሊዝ ጀርሚ ሃንታ ኣብ 2019 ኣቆጻጽራ ፈረንጂ ዝተወሃቦ ሽልማት ዝምልሰሉ ግዜ ከመዝኮነ…

ብርክት ዝበላ ሃገራት፡ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ እናሓየለ ብምምፅኡ ዜጋታተን ካብ ኢትዮጵያ ክውፁ ፃውዒተን ከምዝቐፀላ ተገሊፁ።

ጃፓን ዜጋታታ ካብ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ክወፁ ፃውዒት ኣቕሪባ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ጃፓናውያን ብህፁፅ ክወፁን ክሳብ ሐዚ…