ተጋሩ ነበርቲ ኣህጉር ኣውሮፓ ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጲያ ዘቕነዐ ሰልፊ ተቓውሞ ኣብ ቤልጄም ከተማ ብራስለስ ኣሳሊጦም

ኣብ ቤልጄም ከተማ ብራስለስ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮነ ኢሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፅሞ ዘሎ ሰብ ሰራሕ…

ኣብ ትግራይ ንዘሎ ሰብ ሰራሕ ጥምየት ማሕበረሰብ ዓለም ህፁፅ ስጉምቲ ክወሰደሉ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ፀዊዖም

ሰራዊት ኢትዮጲያ፣ ኤርትራን ተስፋሕፋሕቲ ሓይልታት ኢምሓራን ኣብ ትግራይ ገበን ዘርኢ ምፅናት ካብ ዝጅምሩ ልዕሊ 331 ከቢድ…

ኣብ ኣዲስ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ እንትኽበር ተሳተፍቲ፡ ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘቕነዐ ሓያል ተቓዉሞ ኣስሚዖም።

በዓል ኢሬቻ 2014 ዓ/ም ኣብ ጎደናታት ፊንፊኔ እንትኽበር ብኣሸሓት ዝቑፀሩ ተወልድቲ ብሄረ ኦሮሞ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ…

ህፃናት ከተማ መቐለ ምግቢ ስኢንና ክብሉ ኣብ ኣፍ ደገ ቤት ፅሕፈት ሑቡራት ሃገራት ሰልፊ ተቛውሞ ኣካይዶም

ኣብ ከተማ መቐለ ህፃዉንቲ መላእ ትግራይ፡ ኣብ ሓደጋ ጥምየት ወዲቓ ከምዘላ ብምግላፅ ማሕበረሰብ ዓለም ብህፁፅ ይብፀሐልና…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ዝወስዱ መገድታት ዓጽዩ ህዝቢ ትግራይ ንከቢድ ሓደጋ ጥምየት ከምዘቃልዐ ሞዴል መዓርግ ታረቀ ገሊጻ።

ኣብ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ ሽዱሽተ ሚሊዮን ዜጋታት ንሓደጋ ጥምየት ከምዝተቓልዑ ዝሓበረት ሞዴል መዓርግ እዚ…

ተጋሩ ነበርቲ ሑመራን ከባቢኣን ሐዚ እውን ብሓይልታት ተስፋሕፋሕቲ ኣምሓራን መላፍንቶምን በቢመዓልቱ ብርክት ዝበሉ ሰባት ብግፍዒ ይቕተሉ ከምዘለው ምንጭታትና ሓቢሮም።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ትግራይ እቶም ምስ ሰራዊት ኣብይን ባዕዳዊ ሰራዊት ኢሳያስን ተሓዚሎም ናብቲ ከባቢ…