ሲኖዶስ ኦሮቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኢትዮጲያ፡ ኲናት ትግራይ እንተዘይኣወጊዙ ንሲኖዶስና ኣይዉክልን ክብል ሃገረ ሰብከት ከተማ መቐለ ገሊፁ።

ሲኖዶስ ኦሮቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኢትዮጲያ ካብ ስርዓትን ሕግን ቅድስት ቤተክርስትያን ወፃእ ኮይኖም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ገበን…

ዲያስፖራ ተጋሩ ሓደ ዓመት ንዘቑፀረ ወራር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዓለም ለኸ ሰልፊ ተቓዉሞ ንምግባር ምድላዋት ከምዝግበሩ ተገሊፁ።

ኣብ ዝመፅእ ዘሎ 04 ሕዳር 2021 ዓ.ም.ፈ ነቲ ሓደ ዓመት ዝመልኦ ዘሎ ወራር ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ…

ቡዙሓት ተጋሩ ኣብ ውራያቶም ንባንዴራ ኢትዮጲያ ብምንፃግ፡ ባንዴራ ትግራይ ከምበልብሉ ይረኣዩ።

ኢትዮጲያ ምስ ካልኦት ሃገራት ተዛርያ ኣብ 21 ክ/ዘመን ኣብ ወገነይ ንእትብሎ ህዝቢ ትግራይ ዘብፀሐቶ ታሪኽ ይቕረ…

በቲ ትማሊ ኣብ መቐለ ብነፈርቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ምኽንያት ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ እቶም 3 ካብ ሓደ ስድራ ከምዝኾኑ ተፈሊጡ።

እቲ ኣብ ዓዉደ ዉግኣት ብሰራዊት ትግራይ ከቢድ ዉቅዒት ዝበፅሖ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ስዕረቱ ንምክሕሓስ ትማሊ ኣብ…

ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣመሪካ፡ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኣብዪ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወርቅን ዘየዳግም ስጉምቲ ንኽወስድ ፀዊዑ።

መንግስቲ ኢትዮጲያን መላፍንቱን ነቲ ኣብ ሜዳ ዘሎ ስዕረቶም ንምሽፍፋን ክብሉ ኣብታ ልዕሊ ፍርቂ ሚሊዮን ህዝቢ ዝነብረላን…

ሕቡራት ሃገራት፡ እቲ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ ከምዘጻሪ ኣፍሊጡ።

ወሃቢ ቃል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ስቴፈን ዱጃሪክ ትማሊ ኣብ ዘዉፀኦ መግለፂ ነቲ ትማሊ ኣብ ከተማ…

ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ፡ ሰልጠነ ግርማይ ንሓገዝ ማሕበር ተስፋሂወት ኤች ኣይ ቪ ፖዝቲቭ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ 200 ሽሕ ብር ኣወፍዩ።

” ተፈታዊ ቶክሾዉ ” ብዝብል ዝፍለጥ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ ዲያስፖራ ሰልጠነ ግርማይ ንማሕበር ተስፋ ሂወት ኤች…

እስራኤል፡ ሑሉፍ ታሪኻ ዘኪራ ንዂናት ትግራይ ክትቃወም ዝፅዉዕ ሰልፊ ተኻይዱ።

ነቲ ልዕሊ 11 ወርሒ ዘቑፀረ ኲናት ትግራይ ምንም ከምዘይተፈጠረ ንዘፅቀጠት እስራኤል ካብ ሑሉፍ ታሪኻ ክትመሃርን ነቲ…

ኣብ ትግራይ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምር ተገሊፁ ።

ቅድም ክብል ብተለባዲ ሕማም ኮረና ስዒቡ ድማ ብምኽንያት ኲናት ንኽልተ ዓመት ዝኣክል ዝተቛረፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር…

ኣብ ኢትዮጲያ ሓላፊት ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ስነ ምግባር ናይቲ ትካል ጥሒሳ ዘይእርኑብ ቃለ መሕትት ስለዝሃበት ካብ ስራሓ ከምዝተኣገደት ተሓቢሩ።

ሓላፊት ትካል ስደተኛታት ሑቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጲያ ማዉሪንግ ኣቺንግ ካብ ትካል ኣፍልጦ ወፃኢ ምስ ሓደ ላዕለዋይ…

ኢትዮጲያ፡ ብኣጠቓቕማ ጽፉፍ ድጅታላዊ ህይወት ካብ 110 ሃገራት ብድሕሪት ቀዳመይቲ ተሰሪዓ።

ኣብ 2021 ዓ/ም/ፈ ናይ ቡዙሓት ሃገራት ኣጠቓቕማ ጽፉፍ ድጅታላዊ ህይወት “digital quality of life” ብዝተገበረ መጽናዕቲ…

ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ዘፍጽምዎ ግፍዒ ብዝግባእ ናይ ምስናድ ተኽእሎ ስለዘይነበረ ሕሉፍ ጌጋታት ይድግሙ ከምዘለዉ ሰብ ሞያ ስነዳ ታሪኽ ገሊጾም።

መንግስቲ ትግራይ ነቲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ናይ ውሽጥን ደገን ሓይልታት ዝፈፀምዎ ወራር ዝበፅሐ ጠቕላላ ጉድኣትን ዕንወትን…

ኣብ ኖርወይ ዝርከቡ ተወለድቲ ብሄረ ትግራይ፡ ህፃናት ተጋሩን ምስ ተወለድቲ ህፃናት እታ ሃገር ብምዃን ንውህብቶ ሽልማት ኖቤል ሰላም ኣብዪ ኣሕመድ ሰልፊ ተቓዉሞ ኣካይዶም።

እቲ ንመራሒ ህውከትን ዕግርግርን ዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝተውሃበ ሽልማት ኖቤል ሰላም ከምዘይግበኦን ህፃናት ትግራይ…

ማሕበር ካህናት ትግራይ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ማሕበር ካህናት ትግራይ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝርከቡ ተጋሩ ዓብዩ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ቅድሚ…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንፍሉጥ ስነ ጥበባዊ ኣቤል ተስፋይ (ዘ-ዊከንድ) ኣምባሳደር ሰናይ ምግባር ገይሩ ሓርይዎ

ዓለም ለኸ ሰነ ጥበባዊ ኣቤል ተስፋይ ምስ ትካል ምግቢ ዓለም ንኽሰርሕ ኣምባሳደር ሰናይ ተግባር ኮይኑ ከምዝተሓረየ…

ኣብ ከተማ መቐለ ብምትሕብባር ከራድዮን ማሕበር መሐብሐቢ ኣረጋዉያን ምስ እንዳ ትሕሽ ሴትኮም ድራማን ብናፃ ግልጋሎት ቁርሲ ከምዘዳለው ተገሊፁ

እዞም ኣባላት “ባዕልና ንባዕልና ንተሓጋገዝ” ብዝብል ሰናይ ተግባር ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ከባቢ ዋና ንግዲ ባንኪ…

ናይ መቐለ ቀረብ ማይ ንምምላእ ተሓሲቡ ኣብ ከይዲ ህንጸት ዝነበረ ግድብ ገረብ ግባ ምሉእ ብምሉእ ከምዝዓነወ ተገሊፁ።

እቲ ካብ ከተማ መቐለ ተበጊስካ ንኣንፈት ተንቤን ውሱን ርሕቐት ምስተጎዓዝካ ዝርከብን ከይዲ ህንፀቱ ኣብ ምስላጥ ዝነበረን፡…

ኣመሪካ፡ መንግስቲ ኢትዮጲያ ዝሰጎጎም ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራት ክምልሶም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲባ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ቅድም ኢሉ ዘባረሮም ሰራሕተኛታት ሑቡራት ሃገራት ናብ ቦትኦም ክምለሱ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ከምዘተሓሳሰበ…

ኣብ ትግራይ ሕሱም ጥምየት ኣብዘለሉ እዋን መንግስቲ ኢትዮጲያ ብሚልዮን ዶላራት ዝግመት ገንዘብ ኣውጺኡ ድግስ ምድጋሱ ከምዘሕዘኖ ትካል ፋውንድሽን ሰላም ዓለም ሓቢሩ

ትማሊ ኣብ ኢትዮጲያ ዝተኻየደ ሓዱሽ በዓለ ሹመት ነቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሓደጋ ጥምየት መፍትሒ ከየቐመጠ መንግስቲ…

ኣብ ሊብያ ስደተኛታት ተጋሩ ከቢድ ኣብ ከቢድ ፀገም ወዲቖም ከምዘለው ምንጭታትና ገሊፆም

ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ተጋሩ ብኣሰጋገርቲ ሰባት ንኣደዳ ማእሰርትን ስቅያትን ከምዝወደቑን እዚ ገበን ካብ ዝጅምር ነዊሕ…