ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኲሓ ብሰንኪ ዕፅዋን ስእነት መድሓኒትን መዓልቶም ዝሓለፎም መደሓኒታት ይጥቀም ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ህዝቢ ትግራይ ብሓደ ወገን ብቁምቡላታትን ብጥምየትን ብኻልእ ወገን ድማ ሕማሙ ዝፍዉሰሉ መድሓኒት ተኸልኪሉ ኣብ ከቢድ ሽግር…

ምሁራትን ፖለቲከኛታትን ኦሮምያ “ኦሮምያ ድሕሪ ውድቀት ብኣብይ ዝምራሕ ስርዓት ኢትዮጵያ እንታይ ክትመስል ኣለዋ” ኣብ ዝብል ርእሰ ዛዕባ ዘተ የካይዱ ኣለዉ።

ብርክት ዝበሉ ምሁራንን ፖለቲከኛታትን ኦሮሞ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ኮንፈረንስ ኣብ ምክያድ ይርከቡ።…

“ህወሓት ተመሊሱ ፖለቲካዊ ስልጣን ማእኸላይ መንግስቲ ንምቁጽጻር’ዩ” ዝብል ፕሮፖጋንዳ ሓሶት ከምዝኾነ ፕሬዝደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ

ኣብ ህልዉ ኩነታት ኣመልኪቱ ፕሬዝደንት መንግስቲ ትግራይ ምስ ቴሌዥን ትግራይ ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዝሃቦ መግለፂ እዚ ዝካየድ…

ኣንፃር ስርዓት ኤርትራ ዘቕነዐ መድረኽ ብምንቅስቃስ ንብሩህ መፃኢ ኤረትራውያን ኣብ ሃገረ ሆላንድ ተሳሊጡ።

ዓበይቲን ስሙያትን ስነ ጥበበኛታት ኤርትራዉያን ዝርከብዎ ብምንቅስቃስ ንብሩህ መፃኢ ኤረትራውያን ኣንፃር ስርዓት ኤርትራ “ህግደፍ” ዘቕነዐ መድረኽ…

ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርንያ መተኣኸቢ እቶት ልምዓት ትግራይ ተሳሊጡ።

ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ነታ ባህግታታ እናስፈሐት ኣብ መንገዲ ልምዓት ዝነበረት ትግራይ ዘብፅሕዎ ዕንወት ዳግም ንምህናፅ ኣብ…

እስራኤል ንስደተኛታት ተጋሩ ጊዚያዊ መንበሪ ቪዛ ድሕሪ ክህብ እየ ምባላ ርክብ መንግስቲ እስራኤልን መንግስቲ ኢትዮጲያን ከምዝሓርፈፈ ተገሊፁ።

ኣብ ኢትዮጲያ – ትግራይ ብዘሎ ኩናት ሳዕቤኑ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተጋደደ ብምምፅኡ መንግስቲ እሰራኤል ካብ…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣወጆ ከሉ መዳያዊ ዕፅዋን ክባን ብርክት ዝበለ ህዝቢ ኣብ ሑሱም ጥምየት ከምዝርከብ ተገሊፁ።

ህዝቢ ትግራይ መሰል ዓርሰ ዉሳነይ ዘረጋግፅ ባዕለይ እየ ብምባሉ መንግስቲ ኣብዪ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ ዝበሎ ምስ…

ዕላማ መኸምበቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፡ መሰል ዓርሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ብሪፈረንደም ምርግጋፅ ከምዝኾነ ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀሙ ኩሎም ገበናት ብዘይሻራዊ ኣካል ክፃረዩን ህልዉ ኩነታት ትግራይ ማእኸል ዝገበረ ተግባራዊ…

ሳፋሪ ኮም፡ ኣብ ኢትዮጲያ ብዘሎ ዕግርግርን ህዉከትን ሰራሕተኛታቱ ካብ ኢትዮጲያ ከምዘዉፀአ ተፈሊጡ።

ኩናት ብዝወለዶ ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎ ህዉከትን ዕግርግርን ሙሉእ ግልጋሎቱ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ንምጅማር ትልሚ ሒዙ ዝንቀሳቐስ…

ስነ ጥበባዊ ታሪኩ ድሽታጊና “ኣነ ክደርፍ ኣይኮንኩን መፅየ ደም ምፍሳስ ይኣኽለና” ኢሉ።

ኣብቲ ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ኣቢሉ ዝተፀወዐ ሰልፊ ምርኢት ሙዚቃ ከቕርብ ዝተፀወዐ ትዉልደ ብሄር ክልል ደቡብ ዝኾነ ስነ…

ኣብ ሃገረ ስዊድን ከተማ ስቶክሆልም ስነ ስርዓት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ተኻይዱ።

ትማሊ ኣብ ስዊድን ከተማ ስቶክሆልም ብኣሸሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ስነ ስርዓት ምብራህ ሽምዓ ዝኽሪ ሰማእታት ኣሳሊጦም። እቶም…

ማሕበር “Tigray crisis response group” ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ኣዴታትን ትሕቲ ዕድመ ህፃናትን ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ።

ማሕበር ትግራይ ክራይሲስ ሪስፖንስ ግሩፕ ኣብ ሃገረ ኣዉስትራልያ መቐመጢኡ ዝገበረ ኮይኑ ኩናት ትግራይ ዘስዐቦ ቅልዉላዉ ንፁጉማት…

ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ብስነ ጥበባውያን ተጋሩ ዝተዳለወ ምርኢት ሙዚቃ ተኻይዱ።

እቲ ሓደ ዓመት ዘቑፀረ ወራር ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ሰልፊ ተቓዉሞ ዝቐፀለ ምርኢት ሙዚቃ ዝተሳለጠ…

ኣዛዚ ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ጃል መሮ ኣዲስ ኣበባ ካብ ምሕደራ ኣብይ ኣሕመድ ንምምንዛዕ ይስራሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይን ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞን ዘራኽቦም መንገዲ ከምዝተፈጠረ ወሄቢ ቃል ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣባል…

ኣብያተ እምነታት ትግራይ፡ ካብ ደጊም ብእተን ሰራዊት መሪቐን ናብ ትግራይ ዝለኣኻ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጲያ ከምዘይምእዘና ምግላጸን ከምዝድግፍዎ ኣኽሱማይት ዘዘራረበቶም ኣመንተን ገሊጾም።

መራሕቲ ሃይማኖት ኢትዮጲያ ነቲ ዓለም ብዓለሙ ዝኾነኖን ዝኾነኖን ኩናት ትግራይ “ኣይ ኣይፋል ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልኦት…

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ናብታ ስትራቴጂካዊት ከተማ ዝኾነት ሚሌ ብናህሪ ይግስግስ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ትማሊ ኣብ ዘዉፅኦ መግለፂ ድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ኣብ ዘተኣማምን ብርኪ ዝበፅሕን…

ናብ ዓዉደ ኲናት ኣይንኣቱን ዝበሉ ቡዙሓት መናእሰይ ኢትዮጲያ ክርሸኑ ከምዝረኣየ ብሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ዝተማረኸ ተወላዲ ኦሮሞ ገሊፁ።

ሙዲን ቃሲማ ተወላዲ ብሄር ኦሮሞ ኮይኑ “ሃገርኩም ብጁንታ ተወሪራ ታይ ትገብሩ ኣለኹም ብዝብል ተደፋፊአ እየ ናብዚ…

ዉድብ ፌደራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ “ኦፌኮ” ኣብቲ ብመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝቐረበ ጻዊዒት ሃገራዊ ዘተ ክሳተፍ እንተድኣ ኾይኑ እቲ ዘተ ብዘይሻራዊ ኣካል ክምራሕ ኣለዎ ክብል ቅድመ ኩነት ኣነጺሩ።

ብፕሮፌሰር መራራ ጉዲና ዝምራሕ ዉድብ ኦሮሞ ፌደራላዊ ኮንግረስ “ኦፌኮ” መንግስቲ ኢትዮጲያ ከካይዶ እየ ኢሉ ዝወሰኖ ሃገራዊ…

ኣብ ዓፋር ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ኣዋሽ ኣርባ ንመፈፀሚ ዝተፈላለዩ ግፍዕታት ይዉዕል ከም ዘሎ ተገሊፁ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ካብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ክፋላት እታ ሃገርን ዘተኣኻኸቦም ብኣሸሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወገናት ብመንነቶም ጥራሕ…

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ፖርትላንድ ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጲያን ኤርትራን ዘቕነዐ ዉዕዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

ነቲ ሓደ ዓመቱ ክረግፅ ናይ መዓልታት ጊዜ ዝተረፎ እሞ ድማ መዕለቢ ዘይረኸበ ወራር ትግራይ ንኸብቅዕን ኣብ…