ብነበርቲ ችካጎ ተጋሩ ሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝተሃነፀ ቅድስቲ ማርያም ቤተክርስትያን ተመሪቑ።

ኣብ ቺካጎ ዝነብሩ ተጋሩ ሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ ገዛእ ነብሶም ዝዉንንዎ ምስ ኢትዮጲያዉያን ዘይተላገበን ነፃን…

ስርዓት ኢትዮጵያ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምርቲ ተዓፅዩ ተምሃሮ ናብ ዓውደ ውግእ ንኽዘምቱ ከምዝኣዘዘ ተገሊፁ።

ኣብ ኣፍ ሞት ዝርከብ ስዑር ኣብይ ኣሕመድ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምርቲ ተዓፅዩ ተምሃሮ ናብ ዓውደ ውግእ…

ኣንፃር ስርዐት ኢትዮጲያን ኤርትራን ዘቕነዐ ሰለማዊ ሰልፊ ብዲያስፖራ ተጋሩ ተጓሃሂሩ ኣብ ምስላጥ ይርከብ

ዲያስፖራ ተጋሩ እቲ ኩናት ትግራይ ኣብ መሬት ትግራይ ተጀሚሩ ክሳብ ካብ ናብቲ ሐዚ ዘለሉ ቦታ ክሳብ…

ኣብዪ ኣሕመድ ሰለማውያን ተጋሩ ኣብ ዓዉደ ኩናት ማሪኸዮም ብምባል ተዋስኦ ምስራሕ ከምዝቀፂለሉ ተሓቢሩ።

ዓለም ለኸ ሕጊ ኩናት ምስ ዕጡቓት ሓይልን ኣብ ዓዉደ ዉግእ ዝርከብ ተዋጋኣይን ዝግበር እንትኾን ኣብቲ ቦታ…

ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስኣበባ ብኣስገዳድ ሰለማዊ ሰልፊ ክወፁ ተኣዚዞም።

መንግስቲ ኣብዪ ልዕሊ 70 ሽሕ ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስኣበባ ንኣደዳ ማእሰርትን ስቅያትን ከምዘብቀዖም ዝፍለጥ ኮይኑ ካብኦም ዝተረፉ…

ሕብረት ኣውሮፓ ሰራሕተኛታቱ ካብ ኢትዮጵያ ክወፁ ምእዛዙ ተገሊፁ።

ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቕፅል ዘሎ ኵናት ብምስጋእ ሰራሕተኛታቱ ካብ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ክወፁ ኣዙዙ፡፡…

ፕሬዝደንት መንግስቲ ትግራይ: ንመንግስቲ ኢትዮጲያ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ዝሸጣን ዝሕግዛን ሃገራት ደው ከብላ ናብ ሑቡራት ሃገራት ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ ፀዊዑ።

ኣብ ኩናት ትግራይ ብቐጥታን ብተዘዋዋርን ብፍላይ ድማ ዘመናዊ መሳርሒ ኩናት ኣብ ምዉፋይ ካብ ዝተሳተፋ ሃገራት ኣፍሪካ…

ሊሂቃን ኣምሓራን መራሕቶምን ብዘካይድዎ ዘለው ጎስጓስ እቲ ኩለመዳይ ስዕረት ዘጋጠሞ ሰራዊት ኢትዮጵያ ክትንስእ ከምዘይገብሮ ተገሊፁ።

ኣብ ኣጋ ዕርበቶም መንገዲ መድሕን ሂወቶም ዘናድዩ ዘለዉ ግን ድማ ህዝቢ ከም ህዝቢ ካብ መንጎ ናብ…

ቲዊተር፡ ናይ ብርክት ዝበሉ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ መራኸቢ ኢትዮጲያዉያን ገፅ ከምዝዓፀዎ ኣፍሊጡ።

መርበብ ሓበሬታ ትዊተር ኣብ ፅልዋ ፈጠርቲ ዝበሃሉ ኢትዮጲያዉያን መለለዪ ማሕበራዊ መራኸቢኦም ከምዝተዓፀወን ትሬንድስ ዝበሃል ሓሳባት ዝለዓልሉ…

ፈረንሳይ፡ በቲ ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎ ህዉከት ብምስጋእ ዜጋታታ ካብ ኢትዮጲያ ምዉፃእ ከምዝጀመረት ሮይተርስ ገሊፁ።

ሃገረ ፈረንሳይ፡ ብምኽንያት ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው ኲናት ዜጋታታ ብቕልጡፍ ንኽወፁ ፍሉይ በረራ ኣየር ብምድላው ዝሓለፈ ሰንበት…

ኣብ ትግራይ ዓሚ ከምዚ እዋን ንዝተኻየደ ግፍዓዊ ጨፍጫፍ ስነስርዓት ዝኽሪ ተሳሊጡ።

ልከዕ ናይ ሎሚ ዓመት ማለት እዉን 19 ሕዳር 2013 ዓ/ም ብወረርቲ ሓይልታት ኣብ ከተማ መቐለ፣ ኣኽሱም፣…

ኣብ ከተማ ሓዉዜን ንኣስታት 400 ፅጉማት ኣዴታት ብዲያስፖራ ተጋሩ ሓገዝ ከምዝተበርከተ ተሓቢሩ።

ብትእዛዝ ምንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተነበረ ዕፅዋን ክባን ንብኣሸሓት ዝቑፀሩ ብፍላይ ድማ ኣብ ህፃዉንትን ኣዴታትን…

ብግምባራት ላሊበላን ሰቖጣን ተሃንዲዱ ዝመፀ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ብልዑል ጥበብ ከምዝደምሰስዎ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ገሊፆም።

እቲ 14 ሕዳር 2014 ዓ/ም ብሰለሰተ ኣንፈት ኣብ ግምባራት ላሊበላን ሰቖጣን ስልቲ ሰራዊት ትግራይ ተጠቒሙ ንኽቖርፅ…

ስርዓት ኢትዮጲያ ኣብ ንምእላይ ጠንኪሮም ከምዝቃለሱ ዲያስፖራ ኦሮሞን ተጋሩን ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ ገሊፆም።

ቅደሚ ሰለስተ ዓመት ኣብ ኢትዮጲያ ብስም ለዉጢ ሽፋን ጌሩ ናብ ስልጣን ዝመፀ ዓምፃፃይን ጨፍላቓይን ሓይሊንሓንሳብን ንሓዋሩን…

ብተግባር መራሕቲ ሃይማኖት ኢትዮጲያ ዝተቖጠዑ መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይ፡ ካብዞም ከም ቁርዲድ ዝተላገቡና ኣካላት ፍትሕ እምበር ሓድነት ኣየድልን ኢሎም።

ህዝቢ ትግራይ ከም ሓደ ኣካል ኢትዮጲያ ዘይኮነስ ከም ፀላኢ ሓይሊ ተቖፂሩ ክዉቃዕን ክህደንን ዓብዪ ተራ ካብ…

ኣንፃር መንነት ተጋሩ ዝግበር ዘሎ ማእሰርትን ጭዉያን ደዉ ንኽብል ዝፅዉዕ ሰልፊ ኣብ ስዊድን ከተማ ስቶክሆልም ተኻይዱ።

ኩናት ትግራይ ብዓወት ተጋሩ ከም ዝዛዘም ተረዲኦም ኣንፃር እቲ ብሄር ዝተልዓሉ መንግሰቲ ኣብይን መላፍንቱን ብድሕረይ ዳንዴር…

ኣብ ማእከል ምሩኻት ትግራይ ኣስታት 11 ሽሕ ሰራዊት ኢትዮጵያ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ሰራዊት ትግራይ ፀላእቲ ንምድምሳስ ኣብ ዝሰየሞም ወፍርታት፡ ብዘይካ እቶም ቅድሚ ሎሚ ነናብ ስድራኦም ዝተሰደዱ ኣብዚ ሕዚ…

ኣብ ጉዳይ ትግራይ ግዱስ ዝኾነ ኣይተ ሳምሶን ተኽለሚካኤል ካብ ዝጭወ ንድሓር ድሃዩ ከምዘይተረኸበ በዓልቲ ቤቱ ገሊጻ።

ኣይተ ሳምሶን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ክሌሌሽዋ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ማእኸል ትራፊክ ጠጠዉ ኢላ ካብ…

ኣመሪካ፡ ኣብ ጁቡቲ ፉሉይ ሓይሊ ኦፕሬሽን ኣሜሪካ ከምዘዳለወት ሲኤንኤን ፀብፂቡ።

ኣብ ኢትዮጲያ በቢመዓልቱ እንዳተጎሃሃረ ዝኸይድ ዘሎ ቅልዉላዉ ፖለቲካ ኣሜሪካ ዘለዋ ስግኣት ብፍላይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጲያ…

መሰል ዓርሰ ዉሳነ ህዝቢ ትግራይ፡ ኣብ ቅልፅም ትግራዋይ ዝተሞርኮሰ ከምዝኾነ መንግስቲ ትግራይ ኣብዘውፀኦ መግለፂ ሓቢሩ።

መንግስቲ ኢትዮጲያን ተሓባበርቱን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘብፅሕዎ ከቢድ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ቅልዉላዉ ከይኣክል ብዕለት 11 ሕዳር…