ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዕድመ ስልጣኑ ብሓደ ዓመት ዘናወሐ ኣብይ ኣሕመድ፡ ኣሃዳዊ ስርዓት ንምትክካል ይሕግዙኒ እዮም ዝበሎም ኣባላት ካቢኔ ኣጣይሹ።

ዋላ እኳ እቲ ሓዱሽ ዝተበሃለ መንግስቲ ብመራሕቱ፣ ዝመርሕ ውድብን ዝክተሎ ዘሎ ቅርጺ መንግስቲን ተረኽን ዝተለወጠ ነገር…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመገዲ ኣየር ኢትዮጲያ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት መጓዓዝያ ኣጽዋር ኵናት ገይሩ ከምዝተጠቐመሉ ማዕኸን ዜና ሲ ኤን ኤን ኣቃሊዑ።

ሰነዳት፣ስእልታትን መሰኻኽር ዓይኒን ፍልፍል ብምጥቃም ነዚ ዘቃለዐ ሲ ኤን ኤን: መንግስቲ ኢትዮጵያ መሳርሒ ኲናት ካብን ናብን…

ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ ትግራይን ካልኦት ከባቢታን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት መጽለሊ ንምስራሕ ልዕሊ 21 ነጥቢ 1 ሚልዮን ዶላር ከምዘድልዮ ኣፍሊጡ።

እቲ ኲናት ካብ ዝጅመር ንነዘ ልዕሊ 233 ሽሕ ህዝቢ መብዛሕቲኤን ቤት ትምህቲ ኣብ ዝኮና 53 ቦታትት…

ኢትዮጵያ ዝተለቀሐቶ ዕዳ ናይ ምምላስ ዓቕማ ናብ ደረጃ CCC+ ከምዝወረደ ሓደ ኣብ ገንዘባዊ ጽንዓትን ትንታነን ኣድሂቡ ዝሰርሕ ዓለም ለኻዊ ትካል ኣፍሊጡ።

እቲ ደረጃ “CCC+” ኣዝዩ ልዑል ሓደጋ ዘለዎም ቦንድን ኢንቨስትመንትን ዝውክእል እንትኸውን ናይታ ሃገር ዕዳ ናይ ምምላስ…

ናብ ትግራይ ክኣቱ ካብ ዝግብኦ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ እቲ 10 ሚእታዊ ጥራሕ ከምዝኣተወ ሓላፊ ሰብኣዊ ረድኤት ሓደጋን ሕቡራት ሃገራት ማርቲን ግሪፊዝ ሓቢሩ።

ማርቲን ግሪፍን ምስ ሮይተርስ ኣብ ዝነበሮ ቃለመሕትት “እቲ ጥምየት ሰብ ሰራሕ ከምዝኾነን ብስራሕ መንግስቲ ክፍታሕ ከምዝኽእልን…

ስለምንታይ’ዩ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ሊቃዉንቲ ፖለቲካ ትግራይ ወጻእ እንትኸውን ትግራይ ኣብ ከቢድ መዋጥር እትኣቱ?

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ ኲናት ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ሓይልታትን ሃገራትን ዝተሳተፋሉ ካብ እግረኛ ክሳብ ድሮን ዘዋጻኣሉ ኣብ…

ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ዘይቕበል ሃገራዊ ዘተ ክሰምር’ዶ ይኽእል?

ኣብዚ ሐዚ እዋን እናተበራኸቱ ዝመጹ ዘለው ዘሎ ፖለቲካዊ ጎንፂ ብዘተ ይፈታሕ ዝብሉ ወገናት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ…

መጻኢ ዕድል ህዝቢ ትግራይ ብምስረታ ሃገር ’ዶስ ብኮንፌደሬሽን ይረጋገጽ?

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ታሪክ ትግራይ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መልክዑ፡ ፖለቲካዊ ኣንፈት ትግራይ ከም ኣጀንዳ ካብ…

ትግራይ: ሐዚ ኣባል እቲ ፊደሬሽን ኢትዮጵያ ድያ?

መንግስቲ ንምንታይ የድልን ከመይ ከ ተመስሪቱ ዝብል ሕቶ ንምምላስ እንትንፍትን ቀዲሙ ዝመጽእ ቶማስ ሆብስ እዩ። ብመሰረት…