ፌስቡክ፡ ኣብ ኢትዮጲያ ዓመጽን ረብሻን ዘጎሃህሩ ጽሑፋት ክኣልን ክቆጻጸርን ከምዘይከኣለ ተገሊፁ።

ሰራሕተኛታት ፌስቡክ ብተደጋጋሚ ኣብ ኢትዮጲያ ዓመጽን ረብሻን ዘለዓዕሉ ጽሑፋት ክኣልይን ክቆጻጸርን እንተጸውዑ እኳ እቲ ትካል ግን…

ኣብ ትግራይ፡ ኣስታት 200 ህፃናት ብሰንኪ ጥምየት ከምዝሞቱ ዘ ጋርድያን ጸብጺቡ።

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከባ 14 ሆስፒታል ካብ ወርሒ ሰነ ክሳብ ጥቅምቲ ኣስታት 200 ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት…

ህወሓት ንሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ወኪሉ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ስምምዕ ናይ ምግባር ስልጣን ኣለዎ’ድዩ?

ኣብ ዝሓለፉ ሰሙን ትሸዓተ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ምቅላስ ዝርከባ ውድባት ናብ ሓደ ብምምጻእ ቃልሰን ንምውዳድ ኣብ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋን ዝገብሮ ዘሎ ጨፍጫፍን ደው ክሳብ ዘየበለ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕትታቱ ከምዝቅጽል ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ትማሊ ምስ ሲ ኤን ኤን ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊፁ።

ሰራዊት ትግራይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሰሜን ሽዋ ከምዘለዉ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ብሄረ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ-ኣበባ ብሄር መሰረት ዝገበረ ጅምላዊ ማእሰርቲ ይፍጽም ከምዘሎ ሲኤንኤን ኣቃሊዑ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣዋጅ እቶ እቶ እዋን ካብ ዝእውጅ ንነዘ እቲ ቅድሚ ሐዚ ብሰላሕታ ዝገብሮ ዝነበረ ኣበርቲዑ…

ማሕበረሰብ ዓለም ብሽም ሉኣላውነት ንጉዳይ ኢትዮጵያ ስቕ ኢሉ ከምዘይሓልፎ ኣሊስ ዋሪሙ ንደሪቱ ገሊፃ።

ማሕበረሰብ ዓለም ድሕሪ ሐዚ ብሽም ልኣላውነት ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎ ዝቕጽል ዘሎ ቅልውላውን ጭፍጫፍን ብስቕታ ከምዘይሓልፎ ፍሉይ…

ብኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዝተጎብጠ መጽናዕቲ ሕቡራት ሃገራት!

ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ጥሕሰት ዓለም ለኻዊ ሕግታትን ኣመልኪቱ ምጽራይ ክገብር ዝጸነሐ ሓባራዊ ምጽራይ…

መንግስቲ ትግራይ፡ ካብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ንኽወፅእ ዝቐረበሉ ፃዊዒት ነፂጉዎ።

ሓይልታት ምኽልካል ትግራይ ግስጋሱኡ ደው ብምባል  ካብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ክወጽእ ብመንግስቲ  ኣሜርካ ዝቀረበ ጻዊዒት መንግስቲ…

ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ሑቡራት ሃገራትን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዘዳለወ በዓል 156 ገፅ ፀብፃብ ኣቕሪቦም።

ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ጥሕሰት ዓለም ለኻዊ ሕግታትን ኣመልኪቱ ምጽራይ ክገብር ዝጸነሐ ሓባራዊ ምጽራይ…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጲያ ዝነብሩ ተጋሩ ብዘይገደብ ንምጥቃዕ ዘኽእሎ ሃገራዊ ኣዋጅ እቶ እት ኣዊጁ።

ቅድሚ ሰሙናት ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ምክልካል ትግራይ ሓድሽ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ዝኸፈተ መንግስቲ ኢትዮጲያ እተን ኣለዋኒ ዝብለን…

ውድብ ምግቢ ዓለም፡ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከእትው ከምዘይከኣለ ተዛሪቡ።

ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣመልኪቱ ምስ ስኤን ኤን ጻኒሒት ዝገበረ ሓላፊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ…

ሓጋዚት ቤት ጽሕፈት ግብረ – ሰናይ ዩኤስኤይድ ሳራ ቻርለስ ብሰንኪ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ደብዳብ ናብ ትግራይ ክተምርሕ ከምዘይከኣለት ኣፍሊጣ።

ሳራ ቻርለስ ኣብ ቲዊተር ገጻ ኣብ ዝጠቀዐቶ መልእክቲ ናብ መቐለ ኣምሪሓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው…

ብሰንኪ ኩለመዳይ ዕጽዋ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 63 ሽሕ ህጻዉንቲ ይሳቐዩ ከምዘለዉ ተፈሊጡ።

ብሰንኪ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋ ሰብኣዊ ሓገዝን ምቁራጽ መሰረታዊ ኣገልግሎትን ኣብ ትግራይ ዘሎ…

ማሕበረሰብ ዓለም ዝገብሮ ዘሎ ቶኹሲ ደው ናይ ምባል ጻዊዒት ግልጽነት ከምዝጎድሎ ምሁራን ገሊፆም።

ማሕበረሰብ ዓለም፡ ኣብ መንጎ ትግራይን ኢትዮጲያ ዝግበር ዘሎ ኲናት ደው ክብልን ሰብኣዊ ሓገዝ ክበጽሕን ብተደጋጋሚ ተኲሲ…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ሓደ ሰሙን ንካልኣይ ግዜ ኣብ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ።

ብዝተፈላለዩ ግንባራት ዝወለዖ ሓዱሽ መጥቃዓቲ ብጸረ መጥቃዕቲ ሰራዊት ትግራይ ተመኪቱ ስዕረት ዝጉልበብ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ…

ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ክሳብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝነበረ ምሁር ታሪኽ ፕሮፌሰር ገላውድዮስ ኣርኣያ ገሊጾም።

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ ኲናት ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ሓይልታትን ሃገራትን ዝተሳተፋሉ ከምዝኾነ ይግለፅ። ነዚ ጅኦ ፖለቲካዊ ምዕባለ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ዝጀመሮ መጥቃዕቲ ተመሊሱ ንገዛእ ርእሱ ከምዝበልዖ ተጋዳላይ ጀነራል ጻድቃን ገብረትንስኤ ገሊፁ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ጻዊዒት ሰላም ማሕበረሰብ ዓለም ንጎኒ ገዲፉ ብዝተናበበን ዝተዋደደን መልክዕ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ምጅማሩ ሲዒቡ፡ ጀሚርዎ…

ፕረዝደንት ጆ ባይደን ኣብ ጉዳይ ትግራይ ኣመልኪቱ ምስ ፕረዝደንት ኡሁሩ ኬንያታ ከምዝዝቲ ተገሊፁ

እዚ ፀባሕ ክግበር ተታሒዙ ዘሎ ዘተ ምምሕዳር ጆ ባይደን፡ ኣብ ልዕሊ ነቲ ኲናት ዘስፋሕፍሑን ዘናውሑን ዘለው…

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሓዱሽ ወፍሪ መጥቃዕቲ ጀሚረን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣምሓራን ዓፋርን ጃምላዊ ደብዳብ ከምዘካየደን ኣምባሳደር ፍሰሃ ኣገዶም ገሊፁ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሓዱሽ ወፍሪ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣምሓራን ዓፋርን ጃምላዊ ደብዳብ ከምዘካየደን ኣብ ቐረባ ድማ…

ህዝብን መንግስትን ትግራይ ማዓረ ምስ በዳሊ ምምዳብ ብፍትሒ ምልጋፅ ከምዝኾነ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ።

ኣብ ጉዳይ ትግራይ ኣመልኪቱ ብሕብረት ኣውሮጳ ዝሓለፈ ናይ ውሳነ ሓሳብ  ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝበጸሐ ጨፍጫፍን ዝተፈጸመ…