ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ ቅልውላው ኢትዮጵያ ዝውዕል 40 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝመደበ ተገሊፁ።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራይ ኣብ ኣፍ ሞት ንዘለው ወገናት ንምድሓንን ድሕነት ሰላማውያን ሰባት ንምውሓስን…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ፡ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓይልታት ምክልኻል ትግራይን ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ሰፋሕቲ ከባብታት ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮምያን ብምቁፅፃር…

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስግኣት ከምዝወደቐት ዘ ኢኮኖሚስት ፀብፂቡ።

እቲ ቅድሚ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመረ ኲናት ሕድሕድ ብዙሓት ናብዚ ደረጃ ክበፅሕ እዩ ኢሎም ሓሲቦም ከምዘይፈልጡን…

መራሒ ሱልጣኔት ቢዱ ዓፋር፡ ሱልጣን ሻሚ መሓመድ ህዝቢ ዓፋር ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጵያ ክቃለስ ይግባእ ኢሉ።

መራሒ እቲ ኣብ መሬት ኤርትራን ኢትዮጵን ብስፍሓት ተዘርጊሑ ዝርከብ ዓሌት ዓፋር ሱልጣኔት ቢዱ ዓፋር፡ ሱልጣን ሻሚ…

ኣብ ገበናት ኲናት ትግራይ ላዕለዋይ ኢድ ካብ መንጎ ዝነበሮም ሰበስልጣናት ኤርትራ ሓደ ዝኾነ ዋና ፀሓፊ ህግደፍ ኣልኣሚን መሓመድ ሲዒድ ከምዝሞተ ተገሊፁ።

ኣብ ፖሎቲካዊ ቤት ፅሕፈት ህግደፍ እዝዓበየ ስልጣን ዝነበሮ ኣልኣሚን መሓመድ ሲዒድ ብሕማም ትማሊ ኣብ መገሻ ሱዑዲ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ፡ ናብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝገይሽ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶንዮ ብሊንከን ቀጻሊ ሰሙን ናብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝገይሽ…

እቲ “ምስ ራዕዳዊ ጉጅለ እንተተዛትየ ክሳደይ ንኻራ” ክብል ዝፀንሐ ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ምስ መንግስቲ ትግራይ ንምዝታይ ሰለስተ ቅድመ ኩነት ኣቐሚጡ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ብመንገዲ እቶም ጀነራላቱ ኣቢሉ “ሓደ ጋንታ የብሎምን፣ ኣብ ሸሞንተ ማእከል መሰልጠኒ ዝነበረ ሓይሎም ደምሲስናዮ፣…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ፡ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ንምህዳእ ዝካየድ ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪ ነቲ ኲናት ደው ንምባል ዝሕግዝ ከምዝኾነ ገሊፁ።

ብነበር ፕረዚዳንት ናይጀሪያ ኦሉሴጎ ኦባሳንጆ ከምኡ እውን ብኣምባሳደር ጄፍሪ ፌልትማን ብዝገብርዎ ዘለው ፃዕሪ ኩሎም ወገናት እቲ…

ግምባር ብሄራዊ ናጽነት ሲዳማ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ብሄረ ተጋሩ ይበጽሕ ንዘሎ ግፍዓዊ ተግባር ከምዝኹንን ገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብመንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ዝተኸፈተ ኲናት ንተስፋፋሕቲ ሓይልታት ኣምሓራ…

ኢንግሊዝ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታታ ካብታ ሃገር ንኽወጽኡ ኣተሓሳሲባ።

እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ፀጥታ ብዝለዓለ ቕልጣፈ ይለዋወጥ ምህላውን ድሕንነት ዜጋታት ኣብ ዝኸፍአ…

ሕቡራት ሃገራት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ዝተኣሰሩ ሰራሕተኛታቱ ብህፁፅ ንኽፍትሑ ፀዊዑ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ትማሊ 22 ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ምስኦም ተፀጊዖም ዝነብሩን ኣባለት ከምዝኣሰረን ቀፂሉ ነቶም 6 ብምፍታሕ…

ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሴንጎ ኦባሳንጆ ሓላፊ ኦቻ ማርቲን ግሪፍትስን ምስ መንግስቲ ትግራይ ተዛትዮም።

ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሴንጎ ኦባሳንጆ ሓላፊ ኦቻ ማርቲን ግሪፍትስን ምስ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን…

ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታታ ካብታ ሃገር ንኽወጽኡ ኣተሓሳሲባ።

ካናዳ፡ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ስድርኦም ሒዞም ካብታ ሃገር ብህፁፅ ክወፁኡ መምርሒ ኣውሪዳ። እዚ ዝኾነሉ…

ኣብ ኢትዮጵያ እናተጋደደ ዝመፅእ ዘሎ ቅልውላው ኲናት ደው ክብል መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ፀዊዖም።

ፕረዚደንት ዩጋንዳ ዩወሪ ሙሰቨኒ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ንምዝርራብ ንመራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣኼባ ከምዝፀወዖም ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ እቲ…

ብቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራትን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ብሓባር ንትግራይ ኣመልኪቶም ዘውፅኡዎ ፀብፃብ ነቲ ዝተፈፀመ ገበናት ዘንፀባርቕ ከምዘይኮነ ዳይሬክተር ‘ሁይማን ራይትስ ዎች’ ቀርኒ ኣፍሪቃ ላቲሺያ ባድር ኣፍሊጣ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ሰባት ብሃንቀውታ እንዳተፀበይዎ ዝፀንሑ ፀብፃብ ኣብ ትግራይ…

ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት አንቶኒ ጉተረዝ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣወጆ ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዘሻቐሎ ገሊፁ።

ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት አንቶኒ ጉተረዝ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናሰፍሐ ዝኸይድ ዘሎ ኲናት…

ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ተሓቢሩ።

ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፈሪ ፊልትማን፡ ንናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ሎሚ ናብ…

ሃገራት ኣመሪካን ሩስያን፡ ናብ ኢትዮጵያ ንዝገሹ ዜጋታተን ኣጠንቂቐን።

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታት ኣሜሪካ ካብታ ሃገር ንምውፃእ ክዳለውን ናብ ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ፡ ካብ ቀረፅ ናፃ ዕዳጋ “AGAOA” ኣሜሪካ ተሰጕጋ።

ኣመሪካ፡ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝፀንሐት ካብ ቀረፅ ናፃ ዕዳጋ “AGAOA” ደው ከምዘበለቶ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ንካቢንኡ ኣኪቡ “ኣብዚ ዘለና መራሕቲ እንተንውጽእ እውን ህወሓት በቲ ናይ ቀደም ኣካይድኡ ንኢትዮጵያ ክመርሓ ኣይኽእልን” ክብል ናይ ስዕረቱ ኣፋፍኖት ኣመላኺቱ።

እቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ንላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንእዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ኣብቲ ሓይልታት ምክልኻል…