መንግስቲ ኤርትራ ናብ ትግራይ ኣትዩ ወራር ዘካየደ ናብ ኣስመራ ሮኬት ስለዝተተኮሰ እነንተይኮነስ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘጋጠመ ኩለመዳይ ውድቀት ን’ወያነ’ ተሓታቲ ስለዝገብር ከምዝኾነ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ሓቢሩ።

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ዝተወለዐ ኲናት መንቀሊኡ ከምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝብሎ ሰራዊት እዚ ሰሜን…

ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ኣብ ዘቕረብዎ እማመ ሰላም፡ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ከይዲ ሪፈረንደም ትግራይ ክትቅበል ፀዊዖም።

እቲ ንማሕበረሰብ ዓለምን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዘቕረብዎ በዓል ሸሞንተ ነጥብታት እማመ ሰላም፡ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዘላቒ…

ፖለቲካዊ ጉዳይ ትግራይ ኣብ ከረጢት ጠቕሊልካ ንሓደ ውድብ ዝወሃብ ከምዘይኮነ ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ገሊፀን።

ሕቶ መቃለሲ ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ስርዓተ መንግስቲ ትግራይ፣ መሰል ዓርሰ ውሳነ፣ ብሓፈሻ ፖሎቲካዊ ምሕደራን ግዝኣቲዊ ሓድነት…

ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ኵናት፡ ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ ሰብኣዊ ቅልውላው ይስዕብ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ኣተሓባባሪት ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣመሪካ “ዩ.ኤስ..ኤ.ኣይ.ዲ” ሳራ ቻርለስ ናብ ኢትዮጵያ ተጓዒዛ ሰብኣዊ ሓገዛት ናብ ትግራይ ብዛዕባ…

ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘካይዶ ምፅናት ዓሌት ዘይኹንን እንተድኣኾይኑ ካብ ደጊም በቲ ቤት ምኽሪ ከምዘይምእዘን ቤት ምኽሪ ጉዳያት ምስልምና ትግራይ ኣተሓሳሲቡ።

ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ምፅናት ዓሌት ምድጋፈን ብፅኑዕ ከምዝቃወም…

“ከተማ ሃይቅ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ኣትያ” ኢሎም ዝፀብፀቡ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።

ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃይቅ ብሰራዊት ትግራይ ከምዝተትሓዘት ዝፀብፀቡ ክልተ ጋዜጠኛታት ኣሐዱ ሬድዮ 94.3…

ዴሞክራስያዊ ውድብ ዓሲምባ፡ መንእሰይ ትግራይ ናብ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ተጸምቢሩ ፀላእቱ ንኽምክት ፀዊዑ።

ማሕበረሰብ ዓለም ብፍላይ ኣሜሪካ፣ አውሮፓ፣ ሑቡራት ሃገራትን ካልኦት ሃገራትን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ሰላም ከምዘይተቐበሎ ዲሞክራሲያዊ…

ትካል ኩባንያ ፌስቡክ፡ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂ እንዳጋደደ ምዃኑ እናፈለጠ ዝኾነ ስጉምቲ ኣይወሰደን ተባሂሉ።

ትካል ኩባንያ ፌስቡክ፡ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ ቅልውላው ኢትዮጵያ እናገደደ ምዃኑ እናፈለጠ ዝኾነ ስጉምቲ ዘይምውሳዱ ንባይቶ መምርሒ…

ሕቡራት ሃገራት፡ ድሕንነት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዘለው ሰራሕተኛታቱ ከምዘተሓሳስቦ ገሊፁ።

ሕቡራት ሃገራት፡ በቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ተደጋጋሚ ደብዳብ ነፈርቲ ድሕንነት ኣብ ትግራይ ዘለው ሰራሕተኛታቱ ከምዘተሓሳስቦን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ንጉዳይ ቅልውላው ኲናት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንውሳነ H.R.445 ከምዘመሓየሾ ገሊፁ።

እቲ ዝተመሓየሸ ውሳነ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈፀመ ኩሎም ቅልውላዋትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ብምኹናን ኣብዚ ኢድ ንዘለዎም ሓይልታት…

ቁፅሮም ዘይተነፀረ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተው ተገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ብርክት ዝበሉ ሰራዊት ኤርትራ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባፅዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝገዓዙ…

ተወላዲት ብሄረ ትግራይ ኣትሌት ለተሰምበት ጊደይ ኣብ ታሪኽ ቅድድም ጉያ ፍርቂ ማራቶን ሳልሳይ ቅልጡፍ ሰዓት ኣመዝጊባ።

ኣብቲ ኣብ ቫሌንሲያ ትማሊ “ትሪኒዳድ አልፎንሶ ኢዲፒ” ብዝብል ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፡…

ወተሃደራዊ ክንፊ ሱዳን፡ ከም መሰጋገሪ ንዝተረቑሐ ሲቪላዊ መንግስቲ ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዎ ተገሊፁ።

ፕረዚዳንት ዑመር ኣልበሺር፡ ብወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ድሕሪ ምእላዩ፡ ከም መሰጋገሪ ተባሂሉ ንዝተሮቕሐ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሓምዶክ…

ኣብ ግምባር ደሴ፡ ኣዛዚ መበል 91 ክፍለ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮነሬል ታደሰ እንዳለ ከምዝተማረኸ ተገሊፁ።

ሰራዊት ትግራይ ነቲ ፀላኢ ዝጀመሮ መጥቃዕቲ ብፀረ መጥቃዕቲ ብምፍሻልን ብወፍሪ ፀሓይ ብራቕ ዝጀመሮ መጥቃዕትን ስርሒትን ኣጠናኺሩ…

ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ፡ ህዝቢ ትግራይ ቃልሱ ዝያዳ ንኸሕይል ከምዘሐርኖ ተንታኒ ፖለቲካ ዊልያም ዴቪድሰን ገሊፁ።

ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ፡ ብኣንፈት ክልል ኣምሓራ ንቕድሚት ምግስጋሱ ሲዒቡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሰማይ ዘለዎ ልዕልነት ተጠቂሙ ኣብ…

ሱዳን፡ ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘምለሰቶ ግዝኣት ኣልፋሽቓ ጽቡቕ ኣዝመራ ከምዝሓፈሰት ኣፍሊጣ።

ሱዳን፡ ድሕሪ 25 ዓመት፡ ኣብ 142 ሽሕን 800ን ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ምህርቲ ኣዝመራ ከምዝሓፈሰት ኣብ ምብራቕ…

ገስጋስ ሰራዊት ትግራይ ዘሰምበዶ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣምሓራ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጁ።

ቅድም ክብል ኣብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ተኣዊጁ ዝፀንሐ ሰዓት እቶ እቶ ኣብ ከተማ ከተማ ደብረብርሃን እውን…

ህዝቢ፡ ካብ ዓቕሊ ፅበት ደብዳብ ነፈርቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር፡ ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ።

ፋሽሽታውያን ሓይልታት ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንኣዋሪሕ ተዳልዮም ዘካየድዎ ተደጋጋሚ ፈተነታት፡ ምሉእ ብምሉእ ዘምከነ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰራዊትና…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ሓደ መደራደሪ ነጥቢ ገይሩ ከምዝጥቀመሉ ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘንበሮ ዕጽዋ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ሓደ መደራደሪ ነጥቢ ከምዝጥቀመሉ ቀዳማይ ሚኒስተር…

ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ትግራይ ኣብ ትምህርቲ ዓይነት ታሪኽ ናይ ትሕዝቶ ምምሕያሽ ከምዝተገበረ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ገሊጹ።

ኣብ ትግራይ ካብ 15 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳብ 6ይ ክፍሊ ከይዲ ምምሃር…