መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሸውዓተ ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ክወጽኡ ምእዛዙ ኣዚዩ ዘሰምብድ ከምዝኾነ ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ።

ሕብረት ኣውሮፖ፡ ቅልውላው ኲናት ትግራይ ካብ ዝጅምር ናብዚ ብተደጋጋሚ ድምፁ ከምዘስመዐን ብዲፕሎማሲያዊ መንገዲ ምስ ትካላት ብሓባር…

ሕቡራት ሃገራት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ኢትዮጵያ ንኽወፁኡ ዝኣዘዞም ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራት ንድሕንነቶም ክበሃል ብህፁፅ ንኽወፁ ፀዊዑ።

እቶም “ምስ መንግስቲ ትግራይ ይተሓባበሩ እዮም” ብዝብል ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወፁ ዝተኣዘዙ ሰራሕተኛታት…

ኣገልግሎት ፌስቡክ ብምቁራፁ፡ 10 ነጥቢ 6 ማልዮን ጥርዓን ከምዝቐረበ ተገሊፁ።

ትማሊ ኣብ መላእ ዓለም ኣገልግሎት ፌስቡክ፣ ዋትስኣፕን ኢንስታግራምን ኣብ ኩሎም መተግበሪታትን ተቛሪጾም ዝነበሩ እንትኸውን ብሚልዮናት ዝቁጸር…

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ተመዲቦም ይሰርሑ ካብ ዝነበሩ ሰብ ሞያ ጥዕና እቶም 37 ከምዝተቐተሉ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ሓጎስ ጎደፋይ ሓቢሩ

ኣብ ትግራይ ልዕሊ ልዕሊ 90 ሚእታዊ ማእኸላት ጥዕና ከምዝዓነዋ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ዶክተር ሓጎስ…

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ እትኽተሎ ዘላ ኩነታት ሰብኣዊ ሓገዝን ፓሎቲካን ፈላልያ ክትርእዮ ከምዘለዋ ኬንያ ኣተሓሳሲባ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ንሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራት ምስጓጉ “እታ ሃገር ብማሕበረሰብ ዓለም ንኽትግለልን ኣብ ልዕሊኣ እምነት ክስእንን ዘግብር እዩ”…

ኣብ ወረዳ ወጅራት ሰኣን እኽለ ማይ ሰለስተ ዕሸላት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ፡ ወረዳ ወጅራት ብሰንኪ ጥምየትን ስእነት መድሓኒትን ሰለስተ ህፃናት ከምዝሞቱ ተሌቪዥን ትግራይ…

ኣመሪካ፡ “ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኢትዮጵያ ግዜ ምሃብ ማለት ብሚልዮናት ዝቑፀሩ ተጋሩ ብጥምየት ክሃልቁ ምፍቃድ ማለ’ዩ” ክትብል ኣፍሊጣ።

ኣመሪካ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓተ ሰራሕተኛታት ሑቡራት ሃገራት ንኽወፁ ምእዛዙ ብፅኑዕ ከምዘወግዞን ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ወሳኒ ተራ…

ባይቶ ፀጥታ፡ ኣብ ጉዳይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሰጎጎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕቡራት ሃገራት ኣመልኪቱ ሎሚ ህፁፅ ኣኼባ ከምዘካይድ ተገሊፁ

ባይቶ ፀጥታ፡ ንጉዳይ ምብራር ሸውዓተ ሰራሕተኛታት ሑቡራት ሃገራት ኣመልኪቱ ሎሚ ህፁፅ ኣኼባ ከምዘካይድ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮምያ ዝተማረኹ ሰራዊቱ ንዘይምቕባል የተሓናኹል ከምዘሎ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ኣፍሊጡ

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኦሮሚያ ብሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ዝተማረኹ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ተመሓላሊፎም…

ህዝቢ ትግራይ ዘጋጠሞ ከቢድ ሓደጋ ጥምየት እሕምልትን ቆፅላመፅልን ተመጊቡ ክሰግሮ ከምዝኽእል በዓል ሞያ ኣሕምልቲ ዓዲ ምዒዱ

ህዝቢ ትግራይ ኣንፃር ፀላእቲ ዝግበሮ ዘሎ ናይ ሃለዋት መኸተ ከምዘሎ ኾይኑ ጎድና ጎድኒ ኣብ ከባቢና ብቐሊሉ…

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ሰለማዊ ማዕልቦ ንኽረክብ ብጽሕቱ ክፍጽም ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣተሓሳሲቡ

ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ሰለማዊ ፍታሕ ክረክብ ሕብረት ኣፍሪቃ ብፅሒቱ ኣብ ዝፍፅመሉ ጉዳይ ዝምልከት ሚኒስትር ጉዳያት…

ኣብ ትግራይ፡ ህፃውንቲ ብሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ይሞቱ ከምዘለው ማዕኸን ዜና ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ኣቃሊዑ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣዴታት ትግራይ ብሰብ ስራሕ ጥምየት ደቀን ኣቑፅልቲ እንዳብልዓ ትንፋሶም ከቐንያ ይፅዕራ ከምዘለዋን ህፃውንቲ…

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ተመዚዛ ሚኒስትር ደቂአንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ኢትዮጵያ ኮይና ክተገልግል ዝጸንሐት በዓልቲ ስልጣን ብገዛእ ፍቓዳ ስራሓ ከምዝገደፈቶ ገሊፃ።

ኣብ ጊዜ ስራሓ “ንሕልናይ ፅልዋ ብዘሕድሩ ውልቃዊ ባህሪ” ከምዘጓነፋ ብምግላፅ ዝርዝር ምኽንያታ ድማ ኣብቲ ደብዳበ ከምዝሰፈረን…

ጂቡቲ፡ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ዝምድና ንምምሕያሽ ዝገበረቶ ፃዕሪ ከምዘይሰመረ ፕረዚደንት ጁቡቲ ኢስማዒል ዑመር ጊለ ገሊፁ።

ጂቡቲ፡ ምስ ኤርትራ ዝምድናኣ ንምምሕያሽ ዝገበረቶ ፃዕሪ ከምዘይሰመረን ውፂኢቱ ከምቲ ዝተፀበይዎ ከምዘይኮነ ንፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር…