መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኢትዮጲያ ሰላም ንምምጻእ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ዕንቅፋት ይኸውን ከም ዘሎ ሕብረት ኣውሮጳ ኣፍሊጡ።

ወሃቢ ቃል ሕብረት ኣውሮጳ ትማሊ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ሰላም ንምምጻእ ኣብ ዝግበር…

ብሰንኪ ከም ብሓዱሽ ዝተወለዐ ኲናት ትግራይ  ኣብ ትግራይ ብዓሰርተታ ኣሸሓት ዝቑጸሩ ወገናት ከምዝተፈናቀሉ ውድብ ሕብራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ብስንኪ መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጲያን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኣወጅዎ ኲናት ሓደሽቲ ብዓሰርታት ኣሸሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ ከምዝተፈናቀሉ ወሃቢ…

ብሄራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ትግራይ ገበን ምፅናት ዘርኢ ንዘካይድ ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ገንዘብ ኣበርኪቱ።

ብሄራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ወፃኢ ተሻሪኹ ገበን ምፅናት ዘርኢ ንዘካይድ ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያ…

ተጋሩ፡ ነበርቲ ኣሜሪካ ሎሳንጀለስ ኣብ መዕረፎ ነፈርቲ ብዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ክፍሊ በረራ ዓረብ ኤምሬትስ ንሰዓታት ከምዝተኣጓጎለ ተገሊፁ።

ተጋሩ፡ ነበርቲ ኣሜሪካ ሎሳንጀለስ ኣብ መዕረፎ ነፈርቲ ኣንፃር ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ዕፅዋን ሓገዝ ድሮንን…

ሓድሽ ፕረዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ፡ ንልዝብ ሰላም ኢትዮ-ትግራይ ክመርሕ ንነበር ፕረዚዳንት እሁሩ ኬንያታ ከምዝመዘዞ ኣፍሊጡ።

ዊልያም ሩቶ ሎሚ ሓሙሻይ ፕረዚደንት እታ ሃገር ብምዃን ቃለ መሓላ ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ንልዝብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋርን ሰራዊትን ኢትዮጵያ ምጉዕዓዝ ከምዝቐፀሎ ተሓቢሩ።

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋርን ሰራዊትን ኢትዮጵያ ምጉዕዓዝ ከምዝቐፀሎ ተንታኒ ጉዕዞ ሳትላይት ነፈርቲ ገርጆን ኣቃሊዑ። እቲ ጉዕዞ…

መንግስቲ ትግራይ፡ ተፆብኦ ደው ኢሉ ንሰለማዊ ልዝብ ቅሩብ ከምዝኾነ ምግላፁ ብሓጎስ ከምዝተቐበለቶ ወኪል መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ሑቡራት ሃገራት ገሊፃ።

መንግስቲ ትግራይ፡ ተፆብኦ ደው ኢሉ ንሰለማዊ ልዝብ ቅሩብ ከምዝኾነ ምግላፁ ብሓጎስ ከምእትቕበሎ ወኪል መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ…

ኣብ ትግራይ፡ ግዳያት ሕማም ሽኮር ብሕፅረት መድሓኒት ይሳቐዩ ከምዘለው ተገሊፁ።

ኣብ ትግራይ፡ ግዳያት ሕማም ሽኮር ብሕፅረት መድሓኒት ይሳቐዩ ከምዘለው ዳይሬክተር ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ዶክተር ክብሮም ገ/ስላሰ…

ኣፎ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴረሽን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጆኖሳይድ ይፍፀም ከምዘሎ ኣሚኑ።

ኣፎ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴረሽን ኢትዮጵያ ኣይተ አገኘሁ ተሻገር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ይፍፀም ከምዘሎ…

ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝምራሕ ዘተ ሰላም ንመንግስቲ ትግራይ ዝውክሉ ተዛተይቲ ተመዚዞም።

መንግስቲ ትግራይ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝምራሕ ዘተ ሰላም ዝውክልዎ ተዛተይቲ ከምዝሓረየ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ኣብ…

ውሳነ መንግስቲ ትግራይ ፍሉይ ዕድል ከምዝፈጥር ሙሳ ፋቂ ገሊጹ።

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂ ማህማት መንግስቲ ትግራይ ዘቅረቦ ጻዊዒት ሰላምን ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝምራሕ…

Tigray Government assigns Getachew Reda, G. Tsadkan Gebretinsae for future negotiations.

List of place names in Welkait (Tigray, Ethiopia), as recorded in 1939 ብ1939 ዓ/ም/ፈ ኣብ ወልቃይት ናይ ዝነበሩ 575 ዓድታት ስም ዝርዝሮም ብትግርኛ

ተዛተይቲ ወኪላት መንግስቲ ትግራይ፣ ብሚሽጥር እትወስድ ነፋሪት መቐለ ከምዝኣተወት ተሓቢሩ።

መበገሲኣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነት ክልተ ተዛተይቲ ወኪላት መንግስቲ ትግራይ፣ ብሚሽጥር እትወስድ ነፋሪት መቐለ ከምዝኣተወት ተንታኒ…

ሰራዊት ትግራይ ንርእሰ ከተማ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሑመራ ክቆጻጸር ከምዝቐረበ ተሓቢሩ

ሰራዊት ትግራይ ንርእሰ ከተማ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሑመራ ክቆጻጸር ከምዝቐረበ ቢቢሲ ንፀብፃብ ማዕኸን ዜና ቡሉበርግ ብምጥቃስ…

ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ትግራይን ትግራዋይነትን ንምጥፋእ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ከምዘካየዱ ፕሮፌሰር መድሃኔ ታደሰ ገሊፁ።

ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ወራር ዘካየዳሉ ምኽንያት ትግራይን ትግራዋይነትን ንምጥፋእ ከምዝኾነ ተንታኒ ጂኦ-ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፕሮፌሰር መድሃኔ ታደሰ…

ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጸ ዘተ ሰላም ንምክያድ ከምዘይሕሰብ ዳሬክተር “ዎርድል ፒስ ፋውንደሽን” ኣሌክስ ደዋል ገሊጹ።

ዳሬክተር “ዎርድል ፒስ ፋውንደሽን” ኣሌክስ ደዋል ምስ ትግራይ ቴሊቭዥን ኣብ ዝነበሮ ጻንሒት፡ ሰራዊትን መንግስቲ ኤርትራን ካብ…

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕብራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንምዝታይ ንሎሚ ሓሙስ ሒዝዎ ዝነበረ ቆፀሮ ከምዝተናወሖ ተፈሊጡ።

ባይቶ ፀጥታ ውድብ ሕብራት ሃገራት ኲናት ትግራይ ብሓዱሽ መልክዕ ምቕጻሉ ስዒቡ ንሎማዓንቲ ከካይዶ ሒዝዎ ዝነበረ ዋዕላ…

ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተዋደደ ህፁፅ ስጉምቲ ክወስድ ፃውዒት ቀሪቡ።

መንግስቲ ኤርትራ፡ ሰፊሕን ዝተዋደደን መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ከምዝኸፈተ ተንታኒ ፖሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ረሽድ ዓብዲ ንምንጭታት…

መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጲያ ዝነብሩ ተጋሩ ብሰፊሑ ምእሳር ከምዝቀጸለ ተገሊጹ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጲያ ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ዝነብሩሉን ዝሰርሕሉን ቦታ ብሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጲያ እናተገፈፉ ብሰንኪ መንነቶም…